Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምስታፍ ኣብ ናይ ምግቢ ምብሳልን ኣብ ዓውደ መጽናዕትታት ምክፋልን

ምስ ምስ Le Coupé Décalé

ኣዳላዊ Le Coupé Décalé ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 mois

ኩፐ ዲካለ Le Coupé Décalé ናይ ሓባር ክሽነ እዩ። ካብ 18 ​​ክሳብ 30 ዓመት ዝዕድሚኦም ሰባት ንግሆ ንግሆ ብነጻ ናይ ምብሳል ዓውደ መጽናዕቲ ይካየድ። እቲ እንሰርሖ መግቢ ንወፍዮ።


ድሕሪ ቀትሪ ድማ ክሽነ ኩፐ ዲካለ ንኹሉ ክፉት እዩ።


ንምብሳል መግቢ ናይ ገዛእ ርእስኻ ሒዝካ ክትመጽእ ኣለካ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ዕድሜኹም ካብ 30 ዓመት ንታሕቲ
  • ምድላው መግቢ

  • ኩሉ ግዜ ድሕሪ ቀትሪ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ
  • ብወገንና ኩሉ ኣድላዪ መሳርሒታት ይቐርብ: ፎርኖ: ምድጃ: ኣቕሑ: ፍሪጅ: ከምኡውን መሰረታዊ መግብታት (ጨው: ዘይቲ: ሓርጭ ወዘተ)።


ብዘይካ ኣብእቲ ናይ ምኽሻን መደብና ሓያሎ ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትታት ኣለዉ፡ ጸወታታት መደብ፡ ጀርዲን ኣሕምልቲ፡ ስፌት፡ ምቕባእ፡ ምጥሓን ወዘተ።

ከመይ ንገብሮ?

  • ብቴለፎንና : 02 99 36 46 55 ou 06 56 68 17 51
  • ብ ኢመይልና : coupedecale.tremenadenn@arass.fr
  • ኣብ ቦታና : 23 rue de la Donelière, 35000 Rennes
Coupé Décalé ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት ካብ ሰዓት 9 ናይ ንግሆ ክሳብ 17 ክፉት እዩ።

Lieu d'accueil

23 Rue de la Donelière, 35000 Rennes, France

02 99 36 46 55

coupedecale.tremenadenn@arass.fr

Chargement de la carte...

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • ammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • coupé décaléኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles