ናይ ስልጠና መደብ ኣብ ኦንላይን ሓድሽ ክእለት ንምጥራይ
ምስ ምስ OpenClassrooms

ሓደ ስልጠና ናይ ስራሕን ትምህርቲን ዝሕግዝ ኣብ ምርካብ፣ ብዓቢኡ ድማ ንኣብ ስራሕ ዓለም ዝያዳ ንጠቕም ምስ እትደልልዩ ንኣብነት
- ናይ ንግዲ ሓላፊ ኦፐራሽን ርኽባትን ንምዃን
- ናይ ትምህርቲ ወይ ፐዳጎጂ ስልጠና ንምውሳድ
- ምምሕዳር ሲስተም መርበብ ሓበሬታዊ ስራሕ ንምስታፍ ዘኽእል ስልጠና ምስ እትደልዩ
ን ኹሉ ኣዋን ዘገልግል ስልጠና ፣ ብ ምኩራት ሰባት እናተሓገኩም ፣ ካብተን ተጻመድቲ ኣካላት ምስ ሓንቲ ትካል ኮንትራ ናይ ኣፕሮንቲሳጅ* ዝበሃል ፈርሙ ሽዑ
ኣብ መወዳእታ ዲፕሎም ናይ ። 5, 6, 7 (équivalent bac +2 à bac +5) ክሳብ ፣ ብ ደረጃ ሃኣገር ቅቡል ዝኾነ ክትረኽቡ ትኽእሉ።
እንተድደኣ ዘገድሰኩም ኮይኑ፣ ኣብዚ ብምጥዋቕ ነቲ ቕጥዕታት ምልእዎs .ici.
i ኣገዳሲ ሓበሬታ፣ ደሊኹም ? ዕድሜኹም ኣብ መንጎ 16 ን 29 ዓመት ክኸውን፣ ፍቓድ ምስራሕ ኣብ ፈረንሳ ክህልወኩም ኣለዎ። ናይ ምስራሕ ዕድል ክትረኽቡ ኢኩም። ኣብዚ ንዝያዳ ሓበሬታ ምውካስ ይከኣል ici . .
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ














