ብዛዕባ ኮምፑተር ምጽናዕ ወይ ኮርስ ምውሳድ
ምስ ኣብ F@ce au Numérique ብዛዕባ ኮምፑተር ምጽናዕ

እቲ Club FACE ናት Grand Besançon ሓደ ብዛዕባ ኢተርኔት ወይ ዲጂታል ዓለም ፍሉይ ስልጠና መአብ ን ስደተኛታታ ኣዳልዩልኩም ኣሎ።
እቲ ዕላማ ናይቲ መደብ ድማ
- ን ኮምፑተርን ወይ ታብሌት ኣጠቓቕመኣ ምፍላጥ
- ናይ ምምሕዳር ነገራት ዘገልግልኹም ኣጠቓቕማ ኢክንተርነት መሰረታዊን ኣገዳሲ ነገር ፍልጠት ምፍላጥ።
i ኣገዳሲ ሓበሬታ ኣብዚ ክፍለጥ ዘለዎ እቶም ተሳተፍቲ እቲ መደብ፣ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ድማ ክሳተፉ እዮም
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ













