Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
Dispositifስራሕምስ Job academy - réfugiés (25 - Doubs)

ኣብ ስራሕ ዓለም ዘተሓሕዘካ ሓገዝ ምርካብ።

ምስ ምስ Job academy - réfugiés

Fondation FACEኣዳላዊ Fondation FACE ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ans

እዚ ተኽእሎ ናይ ምስናይ እዚ ን ሰደተኛታት ምሕጋዝ ዝዓለም እዩ።

ኣብ ናይ ስራሕ ዓለም፣ ሞያ፣ ብቕዓት፣ ተመክሮ ኣብ ናይ ስራሕ ዓለም ምጥራይ

  • ስልጠና ንኽረኽቡ ምግባር
  • ነቲ ዝመረጽዎ ሞያ ዝምእምእ ናይ ቋንቋ ብቕዓት ብቕዓት ከም ዘጥርዩ ምግባር
  • ኣብ ሓባራዊ ባህላዊን ስፖርታዊን መደባት ምስታፍ

እዚ ናይ ምስናይ ኣብ መደብ እዚ ኣብ እዚ ዝስዕብ ከተኩር ተስፋ እግበረሉ።

  • ኣብ ናይ ውልቂን ናይ ሓባርን ዝጠቕም ናይ ዓውደ ስራሕ መደባት ምክያድ
  • ብመሰረት ናይ ናፍስወከፍ ድሌትን ኩነታትን ዝኸይድ ናይ ቀጻሊ ሓገዝ ርካብ መደብ ምክያድ

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብዘይካ ናይ ስራሕ ኔትዎርክ ወይ ኣድማስ ምስፋሕ ድማ፣ ምስ ትካላትን ኣብ ዓውደ ስራሕ ዝነጥፉ ኣካላት የላሊ።

ምስ ተመሳሳሊ ክውንነት ዘለዎም ሰባት ፣ ብምርኻብ ግሩፕ እትምስርትሉ ኩናታት ምፍጣርን ኣብ ናይ ምትሕጋዝ መድደባትን ፣ ከምኡ እውን ኣብ ናይ ስፖርትን ባህላዊ ንፈታት ምስታፍ እውን የኽእል።

እቲ መደብ ቋንቋ ምድልዳል የቕርብ፣ ኣብ ንግዲ ንነብስኻ ብዝበለጸ ንምግላጽ።

ከመይ ንገብሮ?

ናብ ወይዘሮ M'Barek : c.mbarek@fondationface.org ኢመይል ምጽሓፍ ወይ እውን

ብ 06 15 32 55 32 ምድዋል ይከኣል

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachተርጓሚ/ሚት
youyouተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
fabricefabriceተርጓሚ/ሚት
fatma bouhejbafatma bouhejbaተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
tanguyfacetanguyfaceኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ