ብሓፈሻ ዊ ናይ ኮምፑተርን ኢንተርነ ኣፍልጦ ንምህላው
ምስ ምስ Les Bons Clics

ብሓፈሻ ዊ ናይ ኮምፑተርን ኢንተርነ ኣፍልጦ ንምህላው

ምስ 
ምስ Les Bons Clics

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ11 févr. 2022

እንታይ ኢዩ?

"Les Bons Clics", ሓደ ናይ ፔዳጎጂ ትምህርቲ ኮይኑ፣ ንኹሉ ሓፋስ ብዛዕባ ኣፍልጦ ናይ ኢንተርነት ንኽህልዎ ዝገበ ርመደብ እዩ ።

እዚ ዕድል እዚ ዝህቦ

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
መኽፈሊ
0
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
መኽፈሊ
0
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ሓያሎ ሰባት ኣብቲ ዓውዲ ንምስልጣን

ሓያሎ ሰባት ኣብቲ ዓውዲ ንምስልጣን

  • ብቕዓት መሰረታዊ ኣተቓቕማ ( ኮምፑተር, ቴለፎን, ታብሌትን ምጥቓም)
  • ሞያዊ መንቋሕቋሕታ ምሕዳር
  • መሰላትካ ኣብ (ፖሎምፕልዋ , CAF, Ameli ... ወዘተ ምዕባይ)
  • ኣE-santé
  • Mobilité/Energie
  • Banque ብ መስመር
  • Parentalité et numérique...ወዘተ ምምዕባል

ን ነኣሽቱ ከምኡ ኣውን ንሓገዝ ዘድልዮም፣

  • እቲ ቀጻልነት ናይቲ መደብ , ኣብ ድሌት ናይ ተሳተፍቲ ይምርኮስ
  • እቲ ስልጠና ናይ thématiques ንዛዕባ ናይ ኢንተርነትን ኣጠቓምኡን ኣንተላይ ይምህር ( እዚ ብመሰረት ድሌት ጠለብቲ ይውሰን) / እቶም ተጠቀምቲ ( ሓበሬታ ኣሰናይነትን ክትትል ናይ ቀጻሊ ሓገዝን ይረኽቡ)...
  • ኣቲ ናይ ሰዓታት መደብ ኣብ ተሳተፍቲ ይምርኮስ : décryptage , ኣብቲ ባህታ ኣፍልጦ ንምዕዛዝ፣, ፍሉይ ዓውደ መጽናዕቲ ምክያድ (ex : ኣብ ኢንተርነት ሓበሬታ ምርከብ ንኽኽእሉ,ናታቶም ስራሕ ኣብ ኢንተርነት ብከመይ ፖስት ከም ዝገብሩ ወዘተ …)
  • እዚ መደብ እዚ ድሮ ን (+10 000ተጠቀምቲ ሓጊዙ ኣሎ cartographie).

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
1 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

WeTechCare