Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
Dispositifስራሕምስ Unis-Cité Coop'R (35 - Ille-et-Vilaine)

ሲቪላዊ ኣገልግሎት ኣብ Rennes (ናይ ምትሕግጋዝን ምምሃር ቋንቋን ዝዓለም)

ምስ ምስ Unis-Cité Coop'R

Unis-Citéኣዳላዊ Unis-Cité ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

እቲ ና ኣዋርሕ 8 መደብ ድማ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ክፋል ፈረንሳ ናይ ምውህሃድ መደባት የሰላስል።እቶም መደባት ን ኣብነት ሓድ ጋንታ ናይ 20 መናእሰያት 10 ስደተኛታት 10 ፈረንሳውያን ዝሓቖፈ እዩ ዝከውን (ብኸምዚ ድማ እቶም ስደተኛታት ነናቶም ኣብ ቋንቋ ዘሰኒ መጻምዲ ይህልዎም )

እዚ ን 8 ኣዋርሕ ዝጸንሕ 8 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ምስ ዝተፈላላዩ ኣካላት ኣብ ምውንናድ ስደተኛታት ምስ ዝሰርሑ ኣካላትን ብምዃን ዝወሀብ ስልተና እዩ።

እቲ መደብ ኣብ ኣብ ጥቕምቲ ፈሊሙ ኣብ ሰነ ይውድእ (28 ሰዓታት ን4 መዓልታት ኣብ ሰሙን) እዩ ዝወሃብ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብቲ ኣገልግሎት ምስታፍ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃ ብቕዓት ንምምሕያሽ ከምኡውን፣ l' i ኣብ እቲ መደብ ብምጥሓል ምስ ኣነባብራ ፈረንሳ ብግቡእ ን ምርዳእ ክኽእሉ እዮም። ኣብ እዚ ድማ እቲ ምልከት ቋንቋ ፈረንሳ ማእከል ዝገበረ ጽቡቕ ሃወሁ ምኽሳብ ይከኣል።

ነዚ ተግባር ኣብ እትፍጽመሉ እዋን ድማ፣ ንስኻ እውን ብዙሓት ሓደሽቲ ነጋርት ክትፈልጥ ኢኻ።

610 ዩሮ ክፍሊት ኣብ እውን ኣገልግሎት ንወርሒ እትኽፈሎ እዩ። ከምኡ እውን( ን ተረባሕቲ ናይ RSA ዝኾኑ ሰባት ) ብላዕሊ ናይ 113 ዩሮ ተወሳኺ ክፍሊት የጠቓልል

ከምኡ ውን ኣብቲ መደብ ምስታፍ ፣ ን ናይ ውልቃዊ መደባት ምህናጽ ዝሕግዙ ኣፍልጦ ክትቀስሙ

በዚ ድማ እንተወሓደ ኣብ 3 ናይ ሓባራዊ መደባት፣ ከምኡውን 3 ናይ ውልቂ መደባት ኣብቲ ዓመት ምስ ዝተፈላለያ ትካላት ወሃቭቲ ስራሕ ከም እትላላዩ ክግበር ኣዩ።

ምስ ሓደሽቲ ሰባት ምፍልጥ እውን ኣሎ

ኣብቲ መደብ ዝሳተፉ 20 ሰባት እቶም 10 ፈረንሳውን እቶም 10 ድማ ስደተኛታት ኢኹም እትኾኑ። ንበይንኹም ኣይኮንኩምን እትግደፉ ፣ ስለዚ እቲ ኣጋጣሚ ኣብ ናትኩል ናይ ዕድመ ክልል ዘለዉ መንእሰያት እውን ክትፋለጡ ትኽእሉ ኢኹም።

መደባትኩም ናብ ዝተፈላለየ መሓውራት ዘብጽሓሕን ነዞም ከባቢታትን መርበብ ሓበሬታን ንምርካብ ካብ ዝተፈላለየ ሞያታት (ኣኒሜሽንናዊ ጉዳያት ምስላጥ ፡ ክንክን ፣ውልቃዊ ሓገዝ፡ ዲጂታላዊ ኣፍልጦ ፡ ...) ዝመጹ ሰባት ክትራኸብ ክገብረካ እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ኣገዳሲ ሓበሬታ፣

ነዚንምስታፍ ናይ መወዳደሪ ቅጥዒ መሊእኩም ስደዱልና፣ ንዝቕጽል መደባት ብዝምልከት ኣባላትና ባዕሎም ክረኽብኹም እዮም።

ወብሳትና ድማ እዚ ዝስዕብ እዩ። https://www.uniscite.fr/antenne/rennes-bretagne/

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
houssam kokachhoussam kokachተርጓሚ/ሚት
youyouተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
fabricefabriceተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
adrien unis-citéadrien unis-citéኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ