ባህላዊ ናይ እግሪ ጉዕዞ ምክያድ
ምስ ምስ "Passeurs de cultures" - Migrantour
ኣዳላዊ Bastina ኣቐድዲሙ ዝነበረ 4 роки томуኣብ ዞባ ፓሪስያን ፣ ንስደተኛታት ዝዓለም ፣ ናይ ስደት ጉዕዞ ፣ ናይ ስደተኛታት ሓደሽቲ ተጓዓዝቲ ፣ ዛንታ ጉዕዞኦም ኣብ ናይ ቱሪስት ቦታ ዝነብግርሉ'ዩ። እቲ ቦታ ኣብ ሙስየም፣ ክኸውን (programme européen Migrantour ). ክኸውን ይኽእል።
ፈለማ ተመክሮ ቅድም ጉዕዞ formation "Passeurs de culture" ምክያድ። ምእንቲ ከመይ ከም ዝካየድ ንምምሃር። ምስ ተመሃሮ ዩኒቨርስቲን ሰብ ሞያን ምክያድ።
ድሕሪኡ፣ እቶም ስደተኛታት ንናታቶም ናይ ጉዕዞ መደብ ከዳልዉ ይኽእሉ ፣ ጉዕዞ ፣ ብ ናታቶም ዛንታኦም ተመክሮ ናይ ፈረንሳ ዘካተተ፣ ንሳቶም ናይ ገዛእ ርእሶም ዞባ ወይታሪኻዊ ቦታ ተጠቒሞም ባህሎም ወግዖምን የላልዮ።
ዕላማ ድማ ን ትርኢት ወይ ሓሳባትን ናይ ስደተኛታት ኣብቲ ታሪኽ ናይቲ ቦታ ንምእታው
i ኣገዳሲ ሓበሬታ ፣ ናትካ መደብ ከየዳለኻ ኣብ፣ ነቲ ናይ ጉዕዞ መደብ ጥራይ ምስታፍ 'ውን ይከኣል'ዩ።
Plusieurs balades s ብዙሓይ ናይ ጉዕዞ መደባት ኣብ ፓሪስን ኣብ ኣውራጃ ኢል ደ ፍራንስን ኣለኩም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
diplosamተርጓሚ/ሚት
youተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
sheilaoiseተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
migrantour parisኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ