ፎርማሽን/ ስልጠና ምርካብ
ምስ ኣብ ፕላትፎርም ALICE

ፎርማሽን/ ስልጠና ምርካብ

ምስ 
ኣብ ፕላትፎርም ALICE

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ 20 janv. 2022

እንታይ ኢዩ?

ምስALICE, ክትቛጸሩ ትኽእሉ ኢኹም

- ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓትኩም ንምፍላጥ

- ኣብ ናይ ዝነበርኩሞ ዓዲን ናይ ስራኽ ተመክሮ ዘተኮረ መቐጸልታ

- ኣብ ፈረንሳ ክትቅጽልዎ ብ እትደልዩ ዓይነት ስራሕ ንኽትቕጽሉ ንምዝርራብ

- ንዕኡ መቐጸሊ ዝኸውን ናይ ፈረንሳ ብቕዓትኩም ንምሕያል ዘኽል ስልጠና ምርካብ

- ኮርሳ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ A1 du CECRL ክትወስዱ ትኽእሉ

ንመን ኢዩ ፧

ግዜ

6 ካብ 12 ኣዋርሕ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
መኽፈሊ
0
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

76 - Seine-Maritime

ግዜ

6 ካብ 12 ኣዋርሕ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
መኽፈሊ
0
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

76 - Seine-Maritime

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ግዜኹም ቆጥቡ

ምስ ALICE ቂጸራ ብምግባር፣ voናይ ምምሕዳር ወረቓቕቲ ምትዕርራይ ሓገዝ ክትረኽቡ ትኽእሉ

ምኽሪን ሓበሬታን ምርካብ

ኣብ ከባቢኹም ዝርከብ ማእከል ሓበሬታ ክትረኽቡ ክትስልጥኑን ትኽእሉ

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ቆጸራ ውሰዱ

  • ብ ኡመይል : adeline.planquois@media-formation.fr
  • ብ ቴለፎን : 02.35.71.02.25
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
3 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Média Formation