Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
Dispositifስራሕ ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣ብምትሕብባር PACEA (Mission locale Clermont Métropole) (63 - Puy-de-Dôme)

ስራሕ ንምርካብ ናይ ኣሰናይነት ደገፍ ምርካብ

ምስ ብምትሕብባር PACEA (Mission locale Clermont Métropole)

Mission Locale Clermont Métropoleኣዳላዊ Mission Locale Clermont Métropole ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ans

እዚ ን ኣብቲ ዝተጠቕሰ ክልል ዕድመ ዝርከቡ መንእሰያት ስፋሕ ናይ ምርካብ ዕድል ንምስፋሕ ብPACEA. ዝተወስደ ተበግሶ እዩ።

ን ነፍሲ ወከፍ ኣብዚ ስልጠና ዝሳተፍ ዘበለ ፣ ኣብ ምርካብ ይሕገዝ። ጊድኒ ጎኑ ድማ፣ ከከም ኩናታቱ ዝኸይድ ክሳብ 497 ዩሮ ንወርሒ ዝበጽሕ ክፍሊት ይኽፈሎ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እዚ መደብ ን መንእሰያት ኣብዚ ዝስዕብ መዳያት ክሕግዞም እዩ

  • ብዝመረጽዎ ዓውዲ ዘሳትፍ
  • ብስሩዕ ናይ ውልቂ ቆጸራ ምውሳድ
  • ሓባራዊ ዎርክሾፕ ምስታፍ
  • ናይ ሚሽን ሎካል Mission Locale ዕድላትን ሓለፋታትን ምርካብ የጠቓልል

ከከም ኩነታቱ እቶም ተሳተፍቲ ጋንዘባዊ ሓገዝ ክረኽቡ ይኽእሉ።

ከመይ ንገብሮ?

ምጹ ርኸቡና፣ ብዝይ ቆጸራ ኣብ ቦታና ሚስዮ ሎካል ኣብ ኣድራሻና

64 Boulevard Léon Jouhaux à Clermont-Ferrand

  • ኩሉግዜ ሰኑይ ረቡዕን ሓሙስን፣ ካብ ሰዓታታ 8h30 ክሳብ 11h30, ናይ ምሸት ካብ 13h30 ክሳብ 16h30
  • ሰሉስ ካብ ሰዓታት 13h30 ክሳብ 16h30
  • ኩልግዜ ዓርቢ 8h30 ክሳብ 11h30

ብ ቴለፎን (04.73.42.17.57)

ወይ ኣብ እቲ ቦታ ብ ኣካል ብምምጻእ (64 Boulevard Léon Jouhaux à Clermont-Ferrand).

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
houssam kokachhoussam kokachተርጓሚ/ሚት
youyouተርጓሚ/ሚት
basheer al ghothanibasheer al ghothaniተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
joubinettejoubinetteተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
dmytro🇺🇦dmytro🇺🇦ተርጓሚ/ሚት
coralie alvescoralie alvesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ