Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ቋንቋ ፈረንሳ ንምጽናዕ ኣሰናይነት ምርካብ ምስ እትደልዩ

ምስ ምስ La Mission Locale Clermont Métropole ን Volcans

ኣዳላዊ Mission Locale Clermont métropole et volcans ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 6 jours

እዚ ንናይ ውልቂ ድጋፍ መደብ ንዕድሚኦም ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም ንፈረንሳ ጽቡቕ ጌሮም ዘይዛረቡ መንእሰያት ስደተኛታት እዩ።

እቲ ዕላማ ስራሕ ወይ ሞያዊ ስልጠና ንምርካብ ብስልጠና ቋንቋ ኣቢልካ ክእለት ቋንቋ ፈረንሳ ምምሕያሽ እዩ።

ኣገዳሲ ሓበሬታ እዚ ብ PIAL ( ስልጠና ናይ ቋንቋዊ ምውህሃድ ). ብ Mission Locale ናይ Clermont Métropole et Volcans. ዝተወሃሃደ እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እቶም መንእሰያት ነጻ ዝኾነ ናይ ኣሰናይነት መኽሰባት ይረኽቡ

  • እቶም መናእሰይ ናይ ትምህርቲ ዕድላት : contrat engagement jeunes, école de la 2ème chance
  • ኣብቲ መስርሕ እንተደኣ ኩነታቶም ዕድሚኦምን፣ ንመገዲ ስራሕ ኣንፈት ዝሕዝሉ ባይታ ንምፍጣር የጣጥሕ ።

እዚ መደብ እዚ። ዕላምኡ ን ምምሕያሽ ቋንቋ ፈረንሳ ናይ( ሓደ ናይ ቋንቋ ስልጠና ወይ ትምህርቲ እዩ። ) እዚ / Le jeune accompagné (OFII) ዝወሃብ ኮይኑ ምስ (CIR) ብምውህሃድ እዩ።

ናይ እዚ መደብ እዚ ተሳተፍቲ ነፍስወከፍ ተሳታፋይ ናይቲ መደብ ገንዘባዊ ሓገዝ ይረኽቡ።

ከመይ ንገብሮ?

ውዕል ምትእስሳር መንእሰያት፡ ካልኣይ ዕድል ቤት ትምህርቲ...

64 Boulevard Léon Jouhaux à Clermont-Ferrand

  • ወትሩ ሰኑይ, ረቡዕ ሓሙስን ዓርቢንካብ ሰዓት 8:30 ክሳብ 12h30, ከምኡውን ካብ ወዓት 13h30 ክሳብ17
  • ረቡዕ ካብ ሰዓት 13;30 ክሳብ 17

ብተወሳኺ ኣብ ዝተመደበ ናይ ምምኽኻር ሰዓታት ቆጸራ ብምግባር ምስ ኣማኻሪ ሚሽን ሎካል ክትራኸቡ ትኽእሉ ኢኹም፤


  • ብስልኪ፡ 04 73 42 17 57
  • ብኣካል፡ 64 Boulevard Léon Jouhaux, 63100 Clermont-Ferrand.

Lieu d'accueil

64 Boulevard Léon Jouhaux, 63100 Clermont-Ferrand, France

04 73 42 17 57

Chargement de la carte...

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • basheer al ghothaniተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • jospribተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • oksanka_blazeተርጓሚ/ሚት
  • coralie alvesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles