ምስታፍ ኣብ መደብ ዓውደመጽናዕቲ ናይ ትያትርን ፣ ከምኡውን ጽሕፈት ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ምስ Voix Haute

እዚ ሓደ ባህላዊ መደብ ናይ ምድህሳስ ባህሊ ኮይኑ፣ ንምምዕባል ቋንቋ ፈረብሳ ኣብ ምዝርራብን ምጽሓፍን ዘድሃበ ኮይኑ ኣብ ትያትር ድማ እዩ ተተግባርነቱ።
ኣብቶም ዓውደ መጽናዕትታት ኣብ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ንዋፈር፤
- ምጽሓፍ
– ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ምስራሕ
– ከምኡ’ውን ኣብ መድረኽ ትያትር ጽሑፋት ምንባብ።
ኣቲ ኣብ መስከረም ክሳብ ሰነ እዩ
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ













