ን መዓልታዊ ናብራ ዝጠቕም ቋንቋ ፈረንሳ - ምጽሓፍ
ምስ ኣብ ቭዋ ኦት A Voix Haute

ን መዓልታዊ ናብራ ዝጠቕም ቋንቋ ፈረንሳ - ምጽሓፍ

ምስ 
ኣብ ቭዋ ኦት A Voix Haute

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ25 juil. 2022

እንታይ ኢዩ?

ሓድደ ናይ ስልጠና መደብ ፣ ን ምጽሓፍ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ፣ ኣብ ማአዓልታዊ ናብራ ዝገልጽ ምጥቓምን ፈተና ምሕላፍን ብትግሃት ምጽዓር ። .

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ካብ መስከረም ክሳብ ሰነ .

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

13 - Bouches-du-Rhône

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ካብ መስከረም ክሳብ ሰነ .

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

13 - Bouches-du-Rhône

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ኣኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ናይ ደረጃ ናይ ጽሕፈት ምምሕያሽ

- ን ፈረንሳ ዝዛረቡ ፣ ግን ከኣ ዘይጽሕፉን ዘየንብቡን

-ን ካልኦት ድማ ድያዳ ቋንቋ ፍረንሳ ምእንቲ ክመልኩ ፣ ን ኣብነት ደብዳቤ ንምጽሓፍ፣ ንስራሕ ዝሕህዝ ነገር ወዘተ

ነጻን ነብሰተኣማማንነትን ምጥራይ

ብዝበለጸ ፣ ምዝርራብን ምጽሓፍን ቋንቋ ፈረንሳን ብነጻ ሓሳብካ ናይ ምግላጽ ርእሰተ ኣማማንነት ን ምጥራይን።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

መዝገባ ወትሩ ዓርቢ (ካብ ሰዓታት 10 ክሳብ 12)

ወትሩ መዝገባ ኣብ ቦታና ዓርቢ ንግሆ (ካብ ሰዓታት 10h ክሳብ 12h) ወይ ኣብ local d'A Voix Haute. (ካብ ናይ ትምህርቲ ዕረፍቲ ሰዓታት ወጻኢ)

i ንምፍላጡ ኣገዳሲ !:ኣድራሻና ኣብ 50 Rue Bernard du Bois, 13001 Marseille, ፈረንሳ France

መስመር ናይ ሊንክ

ኣብዚ ብምጥዋቕ ተመዝገቡ disponible sur le site internet dans l'onglet "s'inscrire".

ወይ እውን ኣብ እዚ ዝስዕብ ተውዑ

https://framaforms.org/formulaire-de-liaison-1611948132

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
2 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

A Voix Haute