ንመዓልታዊ ህይወት ዝኸውን ናብራ ፈረንሳ ምምሃር
ምስ ምስ A Voix Haute

ንመዓልታዊ ህይወት ዝኸውን ናብራ ፈረንሳ ምምሃር

ምስ 
ምስ A Voix Haute

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ20 juil. 2022

እንታይ ኢዩ?

ስልጠና ናይ መዓልታዊ ናብራ፣ ዝርርብ ናይ ቋንቋ ስልጠና ምውሳድ

ን ኣብነት: ከመይ ጌርና ናይ ሕክምና ቆጸራ ንወስድ ንፈልጥ፣ ካብ እታ ከተማ ብኸመይ ንምንቅስቓስን ሓበሬታ ንምድላይ፣ እስፔዛ ምግዛእ፣ ናይ ምምሕዳሳራዊ ወረቓቕቲ ንምስላጥ

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ካብ መስከረም ክሳብ ሰነ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

13 - Bouches-du-Rhône

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ካብ መስከረም ክሳብ ሰነ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

13 - Bouches-du-Rhône

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ናይ ዘረባ ክእለትኩም ንምምሕያሽ

ብቋንቋ ፈረንሳ ብዝበለጸ ምርድዳእ

ነብሰተኣማምነት ከም እተጥርዩ ይገብር

ብዝበለጸ ፈረንሳ ምስ እንመልኽን ነብሰተኣማማንነትና ይዛይድ

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ምዝገባ ነፍሲ ወከፍዓርቢ (ካብ 10h ሰዓት 12h)ወይ በዚ ኣድራሻ ኣቲኹም ኣብ ኢንተርኔት ተመዝገቡ https://framaforms.org/formulaire-de-liaison-1611948132

ንኽትምዝገቡ ዓርቢ ንግሆ (ካብ 10h ክሳብ 12h) ኣብ Voix Haute. (ኣብ እዋን ዕረፍቲ )

i ኣገዳሲ ሓበሬታ :ኣድራሻ : ጎደና 50 Rue Bernard du Bois, 13001 Marseille, France

ሰሌዳ ሓበሬታ

በዚ ኣድራሻ ተመዝገቡ disponible sur le site internet dans l'onglet "s'inscrire".

ወይ ውን በዚ ዝስዕብ ተመዝገቡ :

https://framaforms.org/formulaire-de-liaison-1611948132

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
1 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

A Voix Haute