ምስ (Accompagnement global) - ምርካብ ሓገዝ ምሕደራዊ ወረቓቕቲ ንምስላጥ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ሓገዝ ምሕደራዊ ወረቓቕቲ ንምስላጥ

ምስ ምስ (Accompagnement global)

ኣዳላዊ Centre social et d animation culturelle d'Hirson ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

ኣገልግሎትና ተጠቂሰን ዘለዋ ነገራት ንምሕጋዝ ንተሓባበረኩም ኢና ወይ እነሰንየኩም ኢና፥

  • ቅጥዕታት ወይ ፎርሙላ ምምላእ
  • ደብዳቤ ከም ዝርደኣኩም ጌርና ምግላጽ
  • ጠለባትኩም ምቕራብ
  • ምስ ምምሕዳራዊ ትካላት ብዛዕባ ጉዳያትኩም ምዝርራብ፣
  • ደብዳቤ ከም ዝርደኣኩም ንምትርጓምን ወዘተ

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብናይ ቋንቋታት ዓረብ ስፔይንን እንግሊዝን መሳርሕትና ተደጊፍና ንሕግዘኩም፣

ምእንቲ ነቲ ናይ ምምዳራዊ ኣሰራርሓ ክሳብ እትመልክዎ፣ ምግላጽን ምስናይን፣ ንምብጻሕ እዩ ዕላማና።

ብሓፈሻ (ምስጢርኩም ብዝዕቕብ መገዲ ኩሉ ናይ ምምሕዳራዊ ወረቐትኩም፣ ) ምዃኑ እናሓበርና ምሳኹም ኴንና ንኸነሳልጠልኩም ምሕጋዝ እዩ ዕላማና።

ከመይ ንገብሮ?

ክትድውሉ ትኽእሉ ኢኹም ብ 03 23 58 16 44 ካብ ሰኑይ ክሳብ ሓሙስ ፣ ካብ ሰዓታት 9h ክሳብ 12h ናይ ምሸት ካብ ሰዓት 14hክሳብ 16h30

ምፍላጥ ዘገድስ!
ምስ መጻኹም ፣ ኣገልግሎት service familles. ናይ ቤተሰብ ኢልኩም

ኢመይል ለኣኹልና ናብ csac.hirson@orange.fr

ኣድራሻና Centre Social et d'animation culturelle d'Hirson

3 impasse du Château

02500 Hirson

Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 3 Imp. du Château, 02500 Hirson, France
  • 03 23 58 16 44
  • csac.hirson@orange.fr
Chargement de la carte...

0 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

    Liens utiles