ምርካብ ሓገዝ ኣብ ስራሕ ምድላይ
ምስ ብሳላ ኣበ ረፉጂ ኣምፕልዋ(AB Réfugiés Emploi)፣
ኣዳላዊ Entreprendre Ensemble ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansእዚ ማሕበር እዚ ኣብ ዳንኬር (Dunkerque) ንዝርከቡ ደለይቲ ስራሕ ፣ (ሓገዝ ናይ ስራሕ ታሪኽ ሂወትኩም ዝሕብር ማለት(cv) ምጽሓፍ ፣ ናይ ተበግሶ ደብዳቤ ኣብ ምጽሓፍ፣ ንኢንተቪው ምቅርራብ፣ ናይ ስራሕ ቦታታት ሃሰ ምባልን ወዘተ ይሕግዝ።
ከምኡ እውን ፣ ኣብ ብምዕቡላት ዘመናውያን ስልክታትኩም ማለት(smartphones) : ኣብ ፋክት FACT. ዝተባህለ ናይ ኢንተርነት ኣኣፕሎኬሽን ፣ ብዛዕባ እቲ ክትሰርሕዎ እትደልዩ ዓውደስራሓት ዘላሊ ቃላት ልምምድ ብ ቋንቋታታ ን ኔዘርላንድ፣ ፈረንሳ፣ እንግሊዝ፣ ዓረን ። ዳሪ ፖሊሽ ከምኡ እውን ናይ ሮማንያ ፖላንድን ። ትርጉማት ክትረኽቡ ከም እትኽእሉ እናሓበረ። ምልምማድኩም የተባብዕ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
66 Rue des Chantiers de France, 59140 Dunkerque, France
03 28 22 64 00
accueil@eedk.fr
Chargement de la carte...
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
basheer al ghothaniተርጓሚ/ሚት
abrhamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
hichamተርጓሚ/ሚት
sitora abdullaevaተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
denissተርጓሚ/ሚት
marianne georgesተርጓሚ/ሚት