ቋንቋ ፈረንሳ መዝገበ ቃላት ኣብ ኣፕሊኬሽን ንምጽናዕ፣
ምስ ኣብ ምዕቡላት ስልክኹም ተውርድዎ መርበብ ሓበሬታ ኣፕሊኬሽን l'application FACT፣

ቋንቋ ፈረንሳ መዝገበ ቃላት ኣብ ኣፕሊኬሽን ንምጽናዕ፣

ምስ 
ኣብ ምዕቡላት ስልክኹም ተውርድዎ መርበብ ሓበሬታ ኣፕሊኬሽን l'application FACT፣

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ16 nov. 2021

እንታይ ኢዩ?

እዚ ናይ FACT ኣፕሊኬሽን፣ ኣብ ምትርጓም ናይ ስራሕ ቋንቋታት ናይ ፣ ካይ ዝተፈለለዩ ዓውድታት ኢንዳስትሪን ሕርሻ ፣ ሄሮካልቹር። ካልእን የጠቓልል/

i

ኣገዳሲ ሓበሬታ እቲ ሊልክ ኣብዚ እንሀለኩም => Google Play / App Store

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 16 ዕድመ
ኣገዳሲ

ሓደ ጠቓሚ ነገር ኣብ ኢድኩም፣

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

59 - Nord

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 16 ዕድመ
ኣገዳሲ

ሓደ ጠቓሚ ነገር ኣብ ኢድኩም፣

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

59 - Nord

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ብዛዕባ ስርሐይ ኣፍልጦ እረክብ፣

ኣብ ስርሐይ ብጽቡቕ እረዳዳእ፣

ኣብ ዓውደ ስርሐይ ዘለዉ ቓላት እመሃሮም።

ሓደ ናይ መስርሕ ምትርጓም ብነጻ።

እዚ ኣፕሊኬሽን እዚ ብነጻ ኣብ , ኣብ App store et Google play ዳውንሎድ ይኸውን።.

ብስእሊ ዝተሰነየ፣ ሓበሬታ ስለ ዝርከቦ ጠቓሚ እዩ።

ኣብ ቋንቋታት ን ኔዘርላንድ : ፈረንሳ :እንግሊዝ : ዓረብ : ዳሪ : ፖሊሽ : ከምኡ እውን ናይ ሮማንያ ፖላንድን ። ትርጉማት ክትረኽቡ ከም እትኽእሉ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ኣብ ኢድ ዝጭበጥ፣ ኣገዳሲ ነገር።

ኮንትራት የብሉን ብዘይካ፣ እንተደኣኣ ትሕቲ 2 ሰዓታት ትጥቐምሉ ኮይንኩም።

ብኢመይል : accueil@eedk.fr

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
7 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Entreprendre Ensemble