Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
Dispositifምምሕዳርምስ Les clés de l'Atelier (69 - Rhône)

ምርካብ ስልጠና ኣብ ስርሓት ዕንጸይቲ ምእንቲ ስራሕ ንክትረኽቡ

ምስ ምስ Les clés de l'Atelier

Les clés de l'Atelierኣዳላዊ Les clés de l'Atelier ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці тому

ምስታፍ እዚ ናይ 13 ኣዋርሕ ሰርቲፊኬት ዘለዎ ስልጠና ኮርስ፡ ወይ ኣብ ስራሕ-መጽናዕቲ ወይ ብውሑዱ ናይ 813 ሰዓታት ቀጻሊ ስልጠና፡ ንሞያዊ መዓርግ ጸራቢ፡ ተተካኢን ፊተርን የዳልወኩም።

ኣዝዩ ኣገድሲ ሓበሬታ! እዚ ሞያ እዚ ፣ ኣብ ቤተ ዕዮን ጽርበት ዕንጸይቲ ከምኡ እውን ኣብ መንበሪ ናይ ውልቂን ናይ ሓባርን ገዛውቲን ትካላትን ፣ ከምኡውን ህዝባዊ ቦታታት ዕዮ ዘጠቓልል እዩ። . ኣብ ዝተፈለላዩ ስርሓት ከም እኒ፣ መዓጹ፣ ኣርማድዮታት ፣ መሳኹቲ፣ ሸረር ዝብሉ መዓጹን ፍኒስትራታትን፣ ዝተፈላለዩ መትሓዚ ለዓትን ፣ ኣብ ደገን ፣ ውሽጢን ምግጣም፣ ናይ ውሽጢ ቤት መፈላልዮታት ፣ ዝተፈላለዩ ፎርማታትን ደኮረሽናትን፣ ከምኡ ውን ፣ ናይ ክሽነ፣ ሳሎን፣ ባኞ፣ ቀዋሚን ተዓጻጸፊ ወዘተ ብ ዕንጸይቲ ዝስርሑ ነገርት ንምስራሕ ትኽእሉ።
ምፍላጥ ዘገድስ!
እዚ ዲዛይን ናይ መቐየሪ ክዳን ምደርደሊ ጫማታት ወዝተ መቐመጢ ምስራሕ እዩ

ንምንታይከ የዘገድስ?

እዚ ስልጠና ዝወሃብ እዩ፤

  • ቀጻሊ፦ እቲ ስልጠና 813 ሰዓታት ዝወስድ ኮይኑ ብቐንዱ ኣብ ሓደ ዓውደ መጽናዕቲ ግብራዊ ስራሕ ክትውድእ ኢኻ። ብተወሳኺ 3 ሰሙን ኣብ ናይ ትካል ልምምድ ከተሕልፍ ኢኻ፣ እዚ ድማ ክውንነት ናይቲ ስራሕ ንምርዳእ የኽእለካ።
  • ስራሕ-መጽናዕቲ፡- ነዚ ስልጠና ብስራሕ-መጽናዕቲ መሰረት ክትውድኦ ኢኻ፡ ኣብ ሓደ ትካል 3 ሰሙን ክትውድኦ ኢኻ፡ ድሕሪኡ ድማ ኣብ ውሽጢ 1 ዓመት 1 ሰሙን ስልጠና ክትወስድ ኢኻ። እዚ ድማ ኣብ ምሉእ እቲ ስልጠና ክፍሊት ክትረክብ የኽእለካን ንቐጻሊ ስራሕ ምድላይካ የቃልሎን።

80% ሰልጠንቲና ስልጠና ምስ ወድኡ ኣብ ውሽጢ 6 ወርሒ ስራሕ ይረኽቡ።

ምርካብ ናይ 6 ኣዋርሕ ቀጻልን ናይ 13 ኣዋርሕ ተለዋዋጢን ስልጠና ዝወሰደ ሰርቲፊኬት ዘለዎ ስልጠና፡ ምስ ተመረቕካ ብቕልጡፍ ስራሕ ክትረክቡ መታን።

ከመይ ንገብሮ?

ኣብ ናይ ኣንተርኔት ሳይትና ብምኻድ ምውካስኩም ነመስግን : https://lesclesdelatelier.fr/menuisier-installateur/

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

xavidumxavidumምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachተርጓሚ/ሚት
basheer al ghothanibasheer al ghothaniተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
sheilaoisesheilaoiseተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
vikpetrukvikpetrukተርጓሚ/ሚት
utilisateur_490763utilisateur_490763ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
ljb@lesclesdelatelier.frljb@lesclesdelatelier.frኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
les clés de l'atelierles clés de l'atelierኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ