ሰራሕተኛ ናይ ጽገና ኣብ መንበሪ ኣባይቲ ንምዃን
ምስ ለ ክለ ደ ኣተልየ Les clés de l'Atelier

ሰራሕተኛ ናይ ጽገና ኣብ መንበሪ ኣባይቲ ንምዃን

ምስ 
ለ ክለ ደ ኣተልየ Les clés de l'Atelier

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ3 févr. 2022

እንታይ ኢዩ?

እዚ ናይ ሰርቲፊኬታዊ ስልተና እዚ ፣ እንተወሓደ ናይ 835 ሰዓታት ናይ ስራሕን ትምህርቲን እዋን ዘለዎ ኮይኑ፣ ሰራሕተኛ ናይ ጽገና ኣብ ኣባይቲ ብምዃን (ን ናይ CAP ሰርቲፊኬት ዝዳረግ) ሰርቲፊኬት የውህበኩም።.

i ምፍላጡ ዝገበድስ!

እቲ ስራሕ ናይ ዝተፈላለዩ ስርሓት ፣ ዝተፈላዩ ቴክኒካት ዘካኣተተ ኮይኑ፣ ኣብ ናይ ህዝባዊ ኣገልግሎት ዝህቡ ህንጻታት (ERP) እውን ከልም ዝነጥፍ መጠን፣እጢ « ምክላካል ሓደጋ réflexe prévention » ብዝበሃል መደብ ብቐጻሊ ኣብ ድሕነት ፣ ናይ እቶም ሰራሕተኛታት ኣብ እዋን ስራሕን ድሕሪኡን ዝሕሉን ዘሳሊን ትምህርቲ እውን ዝተሰነየ እዩ።

ንመን ኢዩ ፧

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

69 - Rhône

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ን 9 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

69 - Rhône

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ን 9 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ንዝተፈላላዩ ናይ ስራሕ ዕድላት ኣብ እዋን መመረቕታ

71% ካብ ሰልጠንትና፣ ብ ዘሰልጠንናዮም ሞያ ይሰርሑ

ሓደ ምሉእ ስልጠና

እቲ ስልተና ናይ ሰረሕተኛ ህንጻዊ ዝገና፣ መሰረታውያንነገራት ናይ መጥፋእቲ ሓዊ፣ምልክኻል ውሕጅን, ኤለክትሪክ ፣ጽገናን ስራሕት እውን የስተምህር እዩ።

ሓደ ውጽኢታዊ ስልጠና

ኣቲ ዝበዝሐ እዋን ኣብ ዎርክሾፕ ከተሕልፍዎ ኢኹም። እቶም ኣብ ክልተ ዝተከፍሉ ናይ ናይ ስልጠና ወቕቲ ፣ ብ ሰብ ሞያ እቲ ዓውዲ ዝተሰነየ እዩ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ርኸቡና

ናብ ሄለን Hélène Fauquenot

  • ኢመይል: hf@lesclesdelatelier.fr
  • ቴለፎን : 09 50 00 60 80

ዝቕጽል መዝገባ

ንዝቕጽል መደባትና ንምክትታል፣,በዚ ናይ ኢንተርኔት ሓበሬታና ብምውካስኩም ነመስግን https://lesclesdelatelier.fr/agent-maintenance-batiment-amb/

ናይ ስልተና፣ ሊንክ ድማ

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
0 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
9እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
LCDLA

Les clés de l'Atelier