ናይ መውዓዪ ገዛ ዝሰርሕ ማሽን ሰራሕተኛ ምዃን
ምስ ለ ክሌ ደ ኣተልየ

ናይ መውዓዪ ገዛ ዝሰርሕ ማሽን ሰራሕተኛ ምዃን

ምስ 
ለ ክሌ ደ ኣተልየ

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ3 févr. 2022

እንታይ ኢዩ?

እዚ ስልተና እዚ ናይ 865 ሰዓታትን ከምኡ ውን ብተግባር ኣገጣጥማ Thermique et Sanitaire ሳልሳይ ደረጃ 3 (ብ ደረጃ CAP) የሰልጥን

i ኣገዳሲ ሓበሬታ እዚ ሞያ እዚ (= ናይ ሾፋጅ ሰራሕተኛ ምዃን ) ምስ ሾፋጅ ሰንትራል ወይ ማእከላይ መደበር ዝተተሓሓዘ እዩ። ስለዚ ድማ ምስ ጥዕናን ምስ መስርሕ ምጽራይ ዝትንፈስ ኣየርን (ክሊማቲዛሽን ).ምከምኡ ውን ምስ ን ጥዕናን ምቖት ምዕቃብን ማይን VMC ምትሕሓዝ ዘለዎ እዩ።

ንመን ኢዩ ፧

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

69 - Rhône

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

7/8 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

69 - Rhône

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

7/8 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

መብዛሕትኡ እዋን፣ ድሕሪ ስልጠና ስራሕ ኣለዎ።

100% እቶም ሰልጠንቱ ስራሕ ምስ ዝደልዩ ስራሕ ዝረኽብሉ መደብ.

ተግባራዊ ስራሕ

ኣብቲ መስርሕ ክልተ ናይ ስታጅ ስልጠናና እናዋሰድኩም .ከምኡ እውን ኣብ እዋን፣ ብተግባር ክትሰርሑ እትኽእሉ ገፊሕ ባይታ ኣሎ።

ተጠላቢ ስራሕ

ዕላማ ናይዚ ስልጠና እዚ ብኸመይ ምስ ቲ ሞያ ትወሃሃዱን ኣብ ስራሕ ትሳተፉን እዩ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ርኸቡና

ኢመይን

ኤስተል ፔሪ Estelle Perrin

  • Mail : ep@lesclesdelatelier.fr
  • ተኤልፎን : 09 50 00 60 80

ዝቕጽል መዝገባ ኣብ

ናይ ዝቕጽል መዝገባ ዕለት ንምፍላጥ፣ ናብ እንተርኔት ወብሳይትና ኬንኩም ምክትትታልኩም ነመስግን  : https://lesclesdelatelier.fr/installateur-thermique-sanitaire/

ናይ ስልጠናብ ቦታታትና ኣኣብዚ ካርካ ተዓዘቡ

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
0 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
9እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
LCDLA

Les clés de l'Atelier