ምርካብ ስልጠና ምስራሕ ሞያ ናይ ኤለክትሪክ ምስኳዕ ኣብ ናይ ህንጻ ስርሓት
ምስ ምስ rAvec Les clés de l'Atelier
ኣዳላዊ Les clés de l'Atelier ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un anእዚ ስልጠና እዚ ናይ ልዕሊ ወይ ትሕቲ13 ኣዋርሕ ሰዓታት ስልተና ዘለዎ ኮይኑ ሞያውያን ብ ደረጃ (ሰርቲፊኬት CAP).የውህብ
ኣገዳሲ ሓበሬታ! ተጠንቀቑ ! ኣብዚ ስልጠና እዚ ንምስታፍ ድልዱል ዝኾነ ናይ ቋንቋ ን ሕሳብን ብቕዓትን ክህልወኩም ኣለዎ።
ምፍላጡ ዘግድስ ፣ እቲ ናይ ህንጻ መሳርሒታት ኤሌክትሪሻን ንመንበሪን ከምኡውን ካልኦት ህንጻታትን ዝኸውን ትሑት ቮልቴጅ ዘለዎ ናይ ኤሌክትሪክ ምትካል ስራሕቲ ኣብ ፕላንን ናይ ምትእኽኻብ ስእላዊ ስእልታትን ተመርኲሱ ዝሰርሕ ምዃኑ ምፍላጥ ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 10 Av. du 11 Novembre 1918, 69200 Vénissieux, France
- 09 50 00 60 80
- infos@lesclesdelatelier.fr
Chargement de la carte...