ኣገዳሲ ሓበሬታ!
ብኮኾብ (*) ዝተመዝገበ ናይ ስራሕ ሰዓታት ብቆጸራ ጥራይ ዝተሓዝአ እዩ እዩ። ኣብ ወርሒ ሓምለን ነሓሰን ኣገልግሎት ኣይንህብን ኢና ።
ብ ቑጽሪ ቴለፎን 03 80 66 28 88
* ዲጆን Dijon
ኣድራሻ 4 Rue Paul CABET ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ 9h ክሳብ 12h ናይ ምሸት ካብ 14h ክሳብ 17.
* ኣብ Auxonne
ኣድራሻና France Services - 2 rue de la Paix - 1ይ ፈለማ ሰኑይ ናይ እቲ ወርሒ 13h30 à 16h30
* ኣብ Beaune
ኣድራሻና Maison des Associations - Rue Poterne - ቀዳማይን 3ይ ዓርቢ ነፍሲ ወርሒ 13h30 ክሳብ 16h00
* ኣብ Chatillon sur Seine
ኣድራሻና Centre Socio-Culturel - 11 Rue Albert Camus - 4ይ ሰሉስ ናይ ነፍሲ ወርሒ 13h30 ክሳብ 16h30
* ኣብ Chenôve
ኣድራሻ Maison du Droit et de la Justice - 8 rue des clématites -ቀዳማይ ሓሙስ ናይ ወርሒ 9h00 ክሳብ 12h
ምፍላጥ ዘገድስ!
ደውሉንላ ናብ la Maison de la Justice et du Droit ብ 03 80 51 78 30.
* ኣብ Is sur Tille
ኣድራሻና France Services (locaux de la COVATI) - 4 allée Jean Moulin- ካልኣይ ሰኑይ ናይ ነፍሲወከፍ 14h00 ክሳብ 16h30
*ኣብ Montbard
ኣድራሻና Centre Communal d'Action Sociale -3 Passage Anatole France -ካልኣይ ሓሙስ ናይ ነፍሲወከፍ ወርሒ ሰዓት 14h00 ክሳብ16h00
* ኣብ Quetigny
ኣድራሻናን Château Services - 22 Avenue du Château - ካልኣይ ሰሉስ ናይ ነፍሲወከፍ ናይ ወርሒ ሰዓታት 14h00-17h00
* ኣብ Saulieu
ኣድራሻና Centre social - 5 Rue tour des fosses
ኣብ ነፍስወከፍ 3ይ ሓሙስ ናይ ነፍሲወከፍ ወርሒde chaque mois ሰዓታት 14 ክሳብ17h)