Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ቋንቋ ፈረንሳ ምጽናዕ፣

ምስ ኣብ ምስ ሜዞን ዱ ባ ቤልቪል "Les ateliers de la Maison du Bas Belleville" ዝተባህለ ናይ መሰልጠኒ ማእከል

ኣዳላዊ Centre social et culturel Maison du Bas Belleville ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

ኣብዚ ዎርክሾፕ እዚ (4ክሳብ 6 ሰዓታት ኣብ ሰሙን ) ዝወስድ ፣ ኣብ ምርዳእ ቋንቋ ፈረንሳ ንምሕጋዝ ዝዓለም መደብ እዚ፣ ተሳተፍቲ A1.1, A1 ወይ A2 ደረጃታት ከም ይወስዱ ክግበር እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

መደብ ትምህርትና ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ፣ መሰረታዊ ኣፍልጦ ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ንኽህልወኩም ፣ ምስ ካልኦት ሰባት ንኽትረዳዳኡ ዘኽእል ግምገማ ፈተናታት ናይ DILF (A1.1)ወይ DELF (A1 ወይ ውን A2 ብዓወት ንኽትሓልፉ ይሕግዝ መደባት የጠቓልል።

ናይ ትምህርቲ መደባትና፣ ማሕበረሰብ ፈረንሳ ንኽትፈልጡ ኣብ ምሕጋዝ ጥራይ ዘይኮነስ፣ መሰላትኩም ኣብ ፈረንሳ ንምፍላጥ እውን ይሕግዝ እዩ።

ጎኒ ጎኒ ምስታፍ ኣብ ኣፍልጦ ቋንቋን፣ መሰላትኩም ኣብ ፈረንሳን፣ ብተወሳኺ እውን ኣብ ዝተፈላለየ ስነጥበባዊን ባህላዊን መዳባት ከም እትሳተፉ እውን ይገብር።

ከመይ ንገብሮ?

ሉሲል ራይ ካ Lucile Rayé : በዚ ዝስዕብ ኣድራሻታት ተወከሱ

ኢመይል linguistique.belleville@groupe-sos.org

  • ቁጽሪ ስልክና ወይ ቴለፎንና እውን እነሆ : 06 42 59 45 17

Lieu d'accueil

5 Rue de Tourtille, 75020 Paris, France

06 42 59 45 17

linguistique.belleville@groupe-sos.org

Chargement de la carte...

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • mariamተርጓሚ/ሚት
  • abrhamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • kerrianተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_704434ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles