ስልጠናን ስራሕን ንምርካብ ዘኽእል ስልጠና
ምስ ምስ Avec la Pré-Formation Weavers vers les métiers du service à la personne

እዚ መደብ'ዚ ፣ ብ ትካብ société O2 ዝተዳለወ ን ሕብረተሰብ ንምሕጋዝ ዝተዳለወ መደብ እዩ
- ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና
- ናይ ኮምፑተር ስልጠና፣ ኣጋባባት ምርካብ ስራሕ
- ስራሕ ንምርካብ ዝሕግዝ ምኽሪ (ሲቪ፡ ፍልጠት ሞያዊ ዓለም ወዘተ)
- ኣብ ሰብኣዊ ባህርያትካን ምዕባለ ሞያዊ ባህርያትካን ስራሕ
- ኣብ ቪለርባን ወይ ካሉየር ኣብ ዝርከብ ትካል02 de Villeurbanne ናይ 105 ሰዓታት ልምምድ ምግባር።
ምፍላጡ ዘገድስ!
ነዚ ዕድል ናይ ልምምድ ንምግባር ብፈረንሳ ትራቫይል (ናይ ቀደም Pôle emploi) ምዝጉባት ክኾኑ ይግባእ ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ












