ምርካብ ሓገዝ ንመንበሪ ገዛ ንምርካብ ንኽትክእሉ መታን ተሰነዩ
ምስ ምስ Avec Association REVIVRE
ኣዳላዊ ASSOCIATION REVIVRE Caen ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 5 moisኣዚ La plateforme FAIR ሓደ መምሃሪ ሓበሬታን ማእከል ናይ ፣ ቁዕባ መሰሎም ዝተሓለወ ሰባት (BPI) ኣብ Caen. ኣገልግሎት ዝህብ ማሕበር እዩ።
ኣዝዩ ዘገድስ ሓበሬታ እቲ ጉጅለ ብሓደ ኣተሓባባሪ፣ ክልተ ማሕበራዊ ሰራሕተኛታት፣ ሓደ ተቐባሊ ኣጋይሽን 40 ወለንተኛታትን ዝቖመ እዩ።
ኣገልግሎታቱ ድማ :
- እቲ la domiciliation ፣ ዝፍለጥ ናይ ምምሕዳር መስርሕ ፣ ዑቕባ ዘለዎም ሰባትን BPI ግን ከኣ ደቂ ዘይብሎም ፣ ኣገልግሎት ምሃብ
- ናይ እንተርኔት ምጥቃም ምፍቃድ
- ናይ ማሕበራዊ ኣኣገልግሎት ንተኻፈልቲ RSA ኣገልግሎት ምሃብ ዝዓለመ እዩ
- ሓደ ጠባቓ እንተኣድልይዎም ምሕጋዝ
- ናይ ስነ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ምስታፍ
- ባህላዊን ስፖርታዊን መደባት ምሕያል ...ወዘተ
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
noorተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
youተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
fairኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ