Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ቋንቋን ባህልን ፈረንሳ ንምጽናዕ

ምስ ምስ Avec Centre Social Kléber St Lazare

ኣዳላዊ Centre social Kléber ST-Lazare , Ligue de l'enseignement 13ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un mois

በዚ መደብ እዚ ዘረባን ምጽሓፍን ብቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓት ምጥራይ ይከኣል ምኳኑ ዘይምዝንጋዕ


ምፍላጡ ኣገዳሲ !
ንኽትሳተፍ ኣብ ዓባይ ማእከል ከተማ ማርሴ ክትነብር Grand Centre-Ville de Marseille. ኣለካ።
ክፍሊት ኣባልነት፡ ኣብ ዓመት €10።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምኽኣል ብቋንቋ ፈረንሳ ምርዳእ :

  • ምእንቲ ፈረንሳ ተረዳእን ተዛረብን።
  • ከምኡውን ምስ እዋናዊ ጉዳያት፡ ዜግነት ወዘተ ዝተኣሳሰር ክትዕ ብቋንቋ ፈረንሳ።
  • ክትክእሉ ፈረንሳ ኣንብብን ጽሓፍን።

  • ምምሃር ምንባብን ምጽሓፍን ምዝራብን ተማሃር
  • ምኻኣል ብዝበለጸ ተረዲእካ ብቐሊሉ ምዝርራብ

እዚ ኣገልግሎት እዚ ኣብ ትሕቲ ዝተወሰኑ ኩነታት፡ ካብ 2 ክሳብ 3 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናት ክሕብሕቡ እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ብ ቑጽሪ ቴለፎን :

ኣብ ናይ ጉጅለ ሓበሬታ መደባት ክትሳተፉ ትኽእሉ ኢኹም፣ ዓርቢ ሰዓት 10 ንግሆ፣ ከምኡ’ውን ኣብቲ ቦታ ናይ ደረጃ ፈተና ክትወስዱ ትኽእሉ ኢኹም።

Lieu d'accueil

16 Rue Desaix, 13003 Marseille, France

04 91 62 82 40

accueil-kléber@laligue13.fr

Chargement de la carte...

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • anjlተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • etteilujተርጓሚ/ሚት
  • mariaተርጓሚ/ሚት
  • kléberኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles