Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምጥራይ መሰረታዊ ብቕዓት ንምግባር

ምስ ምስ (Lectio)፣

ኣዳላዊ IRFA SUD ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

እዚ መደብ እዚ፣ ዝተፈለላየ ዓውዲ ብቕዓትኩም ንምድልዳል ክሕግዘኩም እዩ፣ ምዕባለን ኣድማዕነትን ኣገዳስነትን ትምህቲን ኣብ ምዕባለ መዓልታዊ ናብራ ምፍላጥ ወዘተ

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ኣብ መዓልታዊ ሂወትኩም ንዘጋጥሙኻ ኣዝዮም ቀለልቲ ዝመስሉ ሽግራት ብዘይ ናይ ማንም ሰብ ሓገዝ ርእስኻ ክኢልኩም ምብድሆም፣
  • ባዕልኹም ሽግርኩም ምፍታሕ
ምፍላጡ ዘገድስ
ኣብ ፕሮጀክትታትኩም ሓባራዊ ህይወት ትሳተፍ: ስፖርታዊ: ባህላዊ ወይ ምስ ዜጋታት ዝተኣሳሰሩ ንጥፈታት ምዝውታር ክትክእሉ።

  • ምምዝጋብ ኣብ ምርካብ ስራሕን ስልጠናን፣
  • ስራሕካ ብግቡእ ውሑስ ምግባር፣

  • ናይ ዝርርብጽሑፋውን ርክብ
  • ስሌት ቅመራ
  • ትምህርቲ ንይ ብቅዓት ዜግነት ዜጋ
  • ዲጂታላውን ዲጂታላውን ባህሊ።

ከመይ ንገብሮ?

  • ናይ መርበብ ሓበሬታ መልእክቲ መቐበሊ ኣድራሻና ማለት ኢመይልና፣ irfa.81@irfasud.fr
  • ቁጽሪ ስልክና ማለት ቴሌፎንና፣ 05 63 38 93 08 ተወከሱ

Lieu d'accueil

51 Rue Isaac Newton Bat B3, 81000 Albi, France

05 63 38 93 08

irfasud.81@irfasud.fr

Chargement de la carte...

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • andressa bittencourtምምሕዳር
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • omar kokachተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • abrhamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • koryanikaተርጓሚ/ሚት
  • irfa sud albiኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • irfa sudኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles