ምስ Avec l'association AIDES - ምርሓቕ ጽምዋ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርሓቕ ጽምዋ

ምስ ምስ Avec l'association AIDES

ኣዳላዊ AIDES ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

ዕላማ ማሕበርና ፣ ብዙሓት ን ጽምዋ ዘርሕቑ ሰባት ንኸም ትራኸቡን ጽምዋ ንምርሓቕን ምስ ሰባት ምህጥውዋስ ንምሕጋዝ እዩ
- ምስ ጉጅለታት ብ እኩብ ( ሓደ ሓደ ግዜ ኣብ ቤት ጽሕፈትና ብምርኻብ AIDES),
- ምስ ሕሙማት VIH : ወይቦ፣ ወይ'ውን ካልእ ተመሓላላፍቲ ሕማማት ምስ ዘለዎም ሰባት ነራኽብ

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብዙሕ ሽሕ ኣቑጸሩ ሰባት ንፈረንሳ ኣብ ዝመጽኡሉ እዋን ፣ ብሽግራት ናይ ብ ስእነት ጥዕና: ወረቐት፣ ካልእን ተነጽሎታት፣ ከጋጥሞም ይኽእል እዩ፣። ስለዚ ድማ እያ ማሕበርና ነዚ ብምስትውዓል፣ ኣብ ተመሳሳሊ ኩናታት ዘለዉ ሰባት ከም ዝራኸቡን ትገብር።

ብምዕላልን ምውጋዕን ፣ ምስ ከምኦም ዝኣመሰለ ህይወት ምስ ዝሓልፍ ዘሎ ሰብ ምርኻብን፣ ነቶም ሰባትን ፣ ኣቓልቦ ብምርካቦም ዝፈጥረሎም ምሕዝነታዊ ሓይሊ ከም ዝኸስቡ ይገብሮም። ናይ ሕክምናን ፣ ካልእ ማሕበራዊ ምምሕዳራዊ ንጥፈታት ካልእ ን ህይወቶም ኣብ ዝትንክፍ ነገራትን ፣ ንኽላዘቡ ድማ ባይታ ተጣጥሓሎም።

"Les apéros" " ኣፔሮ ወይ መኽፈቲ " ወይ ጉጅለ፣ ናይ ፈለማ ዕላልን ልዝብን ክኸውን እንከሎ

እቶም ኣብ ዘቖሞዎ ጉጅለታት ዘልዕልዎም ዛዕባ እነሰላስለሎም ሰባት፣ ( ምስ ኤች ኣይ ቪ ዝነበሩ ጥራይ ዘይኮኑስ) እንታይ ደኣ፣ ነዚ ዝስዕብ ኩነታት ዘለዎም እውን ክኾኑ ይኽእሉ እዮም።

- ናይ ኣፍሪቃ መበቆል ዘለዎም ስደተኛታት

- ናይ ጉጅለ "apéro" ደቀንስትዮ

- ወይ እውን "apéro" ን (ጾትኦም ዝለወጡ ሰባት ) ከምኡ እውን ፣ጾትኦም

ኣይ-ጓል ኣይ-ወዲn ዝኾኑ ሰባትን ከጠቓልል ይኽእል

- እቲ ማሕበር "apéro"እውን (ን ኣብ ተመሳሳሊ ጾታ ዝመጻምድቶም ሰባት ዝዓለመ ክኸውን ይኽል )

- እቶም ናይ ሕክምናዊ ፣ ዎርክሾፓት ፣ ኣብ ምክልኻል ተላባዕቲ ሕማማት ዘተኮረ ፣

- ምድግጋፍ ምስ ኤች ኣይ ቪ ፣ ዝነበሩ ሰባትን ካልእን ዘጠቓለለ እዩ።

እቶም እንህቦም ወለንታውያን ምኽሪን ኣገልግሎትን፣ ምድግጋፋትን ኣብ ምዕቃብ ምስጢር ዝተመርኮሰን፣ ካብ ንኻልኦት ምፍራድ ነጻ ዝኾነ ሃዋሁ ዘለዎ እዩ።

እዚ Un SPOT ዝበሀል ማሕበር፣ ሓደ ማሕበረሰብ ምስ ኤይድስ AIDES ንዝነብሩ ሰባት ኮይኑ፣ : ምዉቕ ዝኾነ ኣኣቃባብላ ዘለዎ፣ ብሓፈሳ ናይ ኩሎም ብ ጾታ ዝመሓለሉ ሕማማት ሕክምና ዝህብ ትካል እውን እዩ፣ ወብሳይቱ ድማ (www.aides.org ) :

- ሓፈሳዊ ሕክምናዊ ክንክን (ሓፈሳውያን ሓኻይም, ናይቲ ሕማም ጥራይ ወይ ስፔሳሊስት , ናይ ሕክምና ኣናሊስስ ,ወዘተ.),

- ብ ተጣበቕቲ መሰላት፣ ኣስነይቲን ዝተወሃሃደ

ኣብ ፈረንሳ 4 ስፖት SPOTማእከላትት ይርከባ:4 SPOT en France :

- SPOT ናይ ፓሪስ Paris,

- SPOT ማኽሰይ Marseille,

- SPOT ኒስ Nice

- SPOT ሞንትፕየ Montpellier.

ከመይ ንገብሮ?

እቲ ምዝገባ ናይ ግድን ብ ማሕበራት እዩ " ናይ ኣፔሮ apéros" ከምኡ እውን ናይ ምዝገባ ቦታታት

- ኣብ ማእከል ናይ ኤይድስ ኣገልግሎት ዝወሃበሉ AIDES,

- ኣብ ኢንተርኔት ብ Facebook ou Instagram,

- ብ ቴለፎን

ን PSS (ብ ጾታዊ ርክብ ዝመሓላላፉ ሕማማት)ን SPOT : ብዘይ ጸራ ብጽሑና፣ ግን ቅድሚ ምምጻእኩም ምኽፋቱን ዘይምኽፋቱን ኣረጋግጹ።

ኩሎም ኣብ ኣከባቢኹም ዘለዉ ወኪላትና ዘለዎ ቦታታት ፣ ከምዚ ኣብ እቲ ካርታ እትዕዘብዎ

እቲ ሓፈሻዊ ናይ ስራሕ ሰዓታት ኣብኡ ተሓቢሩ ኣሎ :

- ናይ ኢንተርኔት ሳይትና እዚ እዩ AIDES : www.aides.org (መርበብና )

- ኣብ ፈይስቡክ r Facebook et Instagram ኣብ ኩሉ ምንቅስቓስ ናይ ምግታእ AIDES ዝግደሱ ፣ ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም።

Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 9 Place Émile Zola, 21000 Dijon, France
  • 06 21 75 38 89
  • dijon@aides.org

  • 19a Rue Engel Dollfus, 68200 Mulhouse, France
  • 06 02 17 88 17
  • delegation68@aides.org

  • 9 Place de L Hôpital, 67000 Strasbourg, France
  • 06 02 17 88 17
  • delegation67@aides.org

  • 2 Avenue Gambetta, 88000 Épinal, France
  • 03 29 35 68 73
  • delegation88@aides.org

  • 7 Rue des Hautes Cornes, 80000 Amiens, France
  • 03 22 91 62 69
  • amiens@aides.org

  • 38 Rue Salle le Comté, 59300 Valenciennes, France
  • 03 27 30 22 12
  • valenciennes@aides.org

  • 2 Rue du Bleu Mouton, 59800 Lille, France
  • 03.28.52.05.10
  • lille@aides.org

  • 23 Rue du Fardeau, 76000 Rouen, France
  • 07 62 93 22 27
  • rouen@aides.org

  • 8 Rue d'Après Mannevillette, 76600 Le Havre, France
  • 06 29 40 11 03
  • lehavre@aides.org

  • 25 Route de Brest, 29000 Quimper, France
  • 06 16 01 40 29
  • quimper@aides.org

  • 63 Rue du Maréchal Foch, 56100 Lorient, France
  • 06 16 01 40 29
  • lorient@aides.org

  • 43 Rue Saint-Hélier, 35000 Rennes, France
  • 06 69 45 15 82
  • rennes@aides.org

  • 51 Allée du Port, 24000 Périgueux, France
  • 05 53 54 32 01
  • dordogne@aides.org

  • 4 Avenue du 18ème Régiment d'Infanterie, 64000 Pau, France
  • 05 59 83 92 93
  • bearn@aides.org

  • 3 Avenue Maréchal Harispe, 64100 Bayonne, France
  • 05 59 55 41 10
  • pays-basque@aides.org

  • 12 Rue des Boissières, 16000 Angoulême, France
  • 05 45 92 86 77
  • charente@aides.org

  • 16 Avenue Etienne Billières, 31300 Toulouse, France
  • 05 34 31 36 60
  • toulouse@aides.org

  • 6 Rue Saint-Vincent, 30100 Alès, France
  • 04 66 30 55 58
  • ales@aides.org

  • 54 Avenue Georges Clemenceau, 34500 Béziers, France
  • 04 67 28 54 82
  • beziers@aides.org

  • 40 Rue de la République, 30900 Nîmes, France
  • 04 66 76 26 07
  • nimes@aides.org

  • 17 Avenue Julien Panchot, 66000 Perpignan, France
  • 04 68 35 57 36
  • perpignan@aides.org

  • 3 Boulevard Longchamp, 13001 Marseille, France
  • marseille@aides.org
  • 04 91 14 05 15

  • 93 Boulevard de Strasbourg, 13003 Marseille, France
  • 09 64 42 13 16
  • aidesmarseille@wanadoo.fr

  • 24 Rue Amiral Nomy, 83000 Toulon, France
  • 04 94 62 96 23
  • toulon@aides.org

  • 18 Avenue de la Mandallaz, 74000 Annecy, France
  • 06 14 50 47 97
  • annecy@aides.org

  • 11 Rue Paul Bert, 74100 Annemasse, France
  • 06 01 20 10 09
  • annemasse@aides.org

  • 25 Avenue Jean Jaurès, 01000 Bourg-en-Bresse, France
  • 04 74 24 64 34
  • bourg-en-bresse@aides.org

  • 8 Rue Sergent Bobillot, 38000 Grenoble, France
  • 04 76 47 20 37
  • grenoble@aides.org

  • 16 Rue de Juvisy, 91200 Athis-Mons, France
  • 01 60 48 72 82

  • 11 Rue Louise Michel, 94600 Choisy-le-Roi, France
  • 01 42 83 44 40
  • saintmaur@aides.org

  • 1 Route de Nangis, 77000 Melun, France
  • 09 52 58 68 62

  • 2 Allée Montesquieu, 77186 Noisiel, France
  • 01 60 06 05 05

  • 122 Avenue Jean Jaurès, 95100 Argenteuil, France
  • 01 39 80 34 34
  • argenteuil@aides.org

  • 7 Rue Carnot, 93000 Bobigny, France
  • 01 75 62 50 00
  • bobigny@aides.org

  • 4 Rue de Vitry, 93100 Montreuil, France
  • 01 48 18 71 31
  • montreuil@aides.org

  • 55 Rue Volant, 92000 Nanterre, France
  • 01 47 21 89 58
  • nanterre@aides.org

  • 22 Rue Suger, 93200 Saint-Denis, France
  • 01 41 83 81 60
  • saintdenis@aides.org

  • 51 Boulevard Beaumarchais, 75003 Paris, France
  • 0153690406
  • spotbeaumarchais@aides.org

  • 99 Rue de Meaux, 75019 Paris, France
  • 01 40 18 17 53
  • paris19@aides.org

  • 36 Rue Dussoubs, 75002 Paris, France
  • 01 44 82 53 14
  • caarud75@aides.org

  • 20 Rue de Moscou, 75008 Paris, France
  • 09 53 16 50 25
  • paris8@aides.org

  • 2 Avenue Fontaine Argent, 25000 Besançon, France
  • 03 81 81 80 00
  • delegation25@aides.org

  • 20 Rue Baron, 44000 Nantes, France
  • 02 40 47 99 56
  • aides44@aides.org

  • 11 Square Winston Churchill, 49000 Angers, France
  • 02 41 88 76 00
  • angers@aides.org

  • 42 Rue Noémie Hamard, 53000 Laval, France
  • 02 43 49 24 43
  • laval@aides.org

  • 75 Avenue François Mitterrand, 72100 Le Mans, France
  • 02 43 23 96 71
  • lemans@aides.org

  • 1 Boulevard Jeanne d'Arc, 86000 Poitiers, France
  • 05 49 42 45 45
  • vienne@aides.org

  • 9 Avenue Saint-Jean d'Angély, 79000 Niort, France
  • 05 49 17 03 53
  • deux-sevres@aides.org

  • 6 Quai de Paludate - Château Descas, 33800 Bordeaux, France
  • 05 57 87 77 77
  • gironde@aides.org
Chargement de la carte...

Liens utiles