Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምኽኣል ናይ ገዛእ ርእስኹም ትካል ንምምስራት

ምስ ምስ l'ADIE

ኣዳላዊ Adie Grenoble ኣቐድዲሙ ዝነበረ 6 місяців тому

ናይ ገዛእ ርእስኹም ትካል ንምምስራት ኣብ ምምስራት ናይ ምምሕዳራዊ ምክትታልን ምስናይን

ክፈልጥ ዘለዎ፣ ንመኽሰባትና ክትጥቀምሉ እንተደሊኹም : ሓፈሻዊ መድሕን ኢንሹራንስ ክህልዎን : ኣብ ዝኾነ ሶሻል መስርሕ ምምዝጋብ የድሊ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ናይ ገዛእ ርእስኹም ትካል ኣብ ምምስራት፣ ክሕግዘኩም እዩ።

ሓደ ካብ ኣባላትና ፣ ን ናይ ውልቂ መደባትኩም ፕሮጀክትኹም
ኣብ ምዕዋት የሰንየኩም።

ብነጻ እዩ ብሓደ ካብ ኣባላትና ትስነዩ

እቲ ናይ ሓባር ስልጠና ፣ ሰብ ተመሳሳሊ ዕላማ ግን ኣብ ዝተፈላለየ ዓውዲ ዝነጥፉ ሰባት ስለ ዝሳተፍዎ፣ ናይ ተመክሮ ናይ ምልውዋጥ ዕድል እውን ይኸፍት እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

እምበኣርከስ ፣ ቆጸራ ምሓዝ ምስ እትደልዩ በዚ ደውሉ ናይ ኣማኸርትና 09 69 32 81 10

Lieu d'accueil

11 rue Aimé Berey, 38000 Grenoble, France

09 69 32 81 10

Chargement de la carte...

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • fairouzተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • hugo stéphanተርጓሚ/ሚት
  • mhd aweiss al doboushተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • oleተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_72712685ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • adie adminኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles