Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
Dispositifቤት ጽሕፈታትምስ ኢንፎ ድርዋ (Infodroits) ዝተባህለ መደብ፣ (ኣንፎ ድርዋ ክትርጎም ከሎ ብዛዕባ መሰላትካ ሓበሬታትት ምርካብ ወይ ምፍላጥ ማለት እዩ)። (21 - Côte-d'Or)

መሰላጥካ ምፍላጥ፣

ምስ ምስ ኢንፎ ድርዋ (Infodroits) ዝተባህለ መደብ፣ (ኣንፎ ድርዋ ክትርጎም ከሎ ብዛዕባ መሰላትካ ሓበሬታትት ምርካብ ወይ ምፍላጥ ማለት እዩ)።

Association Infodroitsኣዳላዊ Association Infodroits ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 4 ans

እቶም ፈላጣት ሕጊ፣ንኹሉ ሕሂ ጠሰቅ ሕቶታትኩም ንኽምልሱ ድሉዋት እዮም፣ ከም እኒ ናይ: ገዛ ናይ ቤተሰብ : ናይ ህዝባዊ መሰላትት፣ መስርሓትን ወዘተ...፣

ንምንታይከ የዘገድስ?

ነቲ እዞም ናይ ሕጊ ፈላጣት ዝኾኑ ሰብ ሞያ ምኽሪ እውን ኣይትኸፍልሉን ኢኹም፣

እቶም ሰብ ሞያ ሕጊ፣ ንዝያዳ ኣፍልጦ ብዛዕባ መሰላትኩም ምእንቲ ክህልወኩም ንኹሉ ሕቶታትኩም ክገልጹ ቅሩባት እዮም።

ከመይ ንገብሮ?

እምበኣርከስ ርከቡና ኣብ Côte d'Or (voir carte ci-dessous) ነዚ ካርታ ተዓዘቡ .

ኢመይልን : contact@infodroits.org

  • ብ ቴለፎንና Téléphone : 0556452521

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
marina bondarenkomarina bondarenkoተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
houssam kokachhoussam kokachተርጓሚ/ሚት
omar kokachomar kokachተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
abrhamabrhamተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
koryanikakoryanikaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
mhd aweiss al doboushmhd aweiss al doboushተርጓሚ/ሚት
infos droitsinfos droitsኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ