ሓበሬታ ፍሉይ ንዝኾነ ደገፍ ናይ ምጥያስ ብኸመይ ከም እትረክብ
ምስ ቀዋሚ ስልጠና ኣብ ግሮኖብልን Grenoble Alpes ኣልፕስ

እዚ ን ተረባሕቲ ሓፈሻዊ ውሕስነት ወረቐት ናይ (ስደተኛታት፡ ከሰብቲ ንኡስ ሓለዋ፡ ሃገር ዘይብሎም ሰባት)፡ ስራሕ ወይ መንበሪ ንምርካብን፣ ምስ ኣየኖት ሰብ ሞያ ከም ዝራኸቡ ክፈልጡ ዘድልዮም መቐበሊ ኣጋይሽን ሓበሬታን ኣገልግሎት ዝህብ ቤት ጽሕፈት እዩ።
በዚ ድማ፣ ምኽርን ዝርዝር ሓበሬታን ርክብን (ስም፡ ኣድራሻ፡ ቁጽሪ ተሌፎን) ናይቶም ኣብ ግረኖብል ክሕግዝኹም ዝኽእሉ ዘለዉ ሰባት ክትረክብ ትኽእሉ ኢኹም።
ኣገዳሲ ሓበሬታ!
እቲ ሓበሬታ ብ ቀዋምነት ንስደት ዘሰንዩ ሰብ ሞያን ወለንተኛታትን ዝገብሩ እውን ክፉት እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ













