ምርካብ ኣብ ጉዳይ ትምህርቲ ቖልዑ ዝምልከት ሓገዝ
ምስ ምስ Avec Secours Catholique de Bourgogne
ኣዳላዊ SECOURS CATHOLIQUE délégation Bourgogne ኣቐድዲሙ ዝነበረ 8 місяців томуንትምህርቲ ህጻናትን መንእሰያትን ዝግበር ደገፍ፡ ንኣብነት፤
- ናይ ዕዮ ገዛ ሓገዝ
- ምስ ቤት ትምህርትን ሰራሕተኛታት ትምህርትን ንምርድዳእ ሓግዙ
- ንወለዲ ብትምህርቲ ደቆም ዝግበር ደገፍ: ቤት ትምህርቲ ምርዳእ: ውሳነ ምውሳን ወዘተ።
ምፍላጥ ዘገድስ!
ኣየኖት ደረጃታት ከም ዝድገፉ ንምፍላጥ ክትረኽቡና ድሕር ኣይትበሉ (ቀዳምነት ቀዳማይን ካልኣይን ደረጃ)።
ኣየኖት ደረጃታት ከም ዝድገፉ ንምፍላጥ ክትረኽቡና ድሕር ኣይትበሉ (ቀዳምነት ቀዳማይን ካልኣይን ደረጃ)።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ !
እቲ መደብ ብነጻ ኮይኑ ግን ብማሕበራዊ መዐቀኒታት መሰረት ተበጻሒ እዩ። ብዘይካ ሰሙናዊ ኣኼባታት፡ ናይ ጉጅለ ባህላዊ ንጥፈታት እውን ኣሎ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
21300 Chenôve, France
21240 Talant, France
, 26 route de Bressey, 21800 Chevigny-Saint-Sauveur, France
, 26 route de Bressey, 21800 Chevigny-Saint-Sauveur, France
Chargement de la carte...
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
diplosamተርጓሚ/ሚት
nouተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olgamyተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
loïsተርጓሚ/ሚት
mhd aweiss al doboushተርጓሚ/ሚት
secours catholique délégation bourgogneኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ