ምርካብ ውልቃዊ ፕሮጀክት ንምትግባር ደገፍ
ምስ ምስ Mission locale des Marches de Bourgogne
ኣዳላዊ Mission locale rurale des Marches de Bourgogne , Mission Locale des Marches de Bourgogneኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un anMission locale ሓደ ማሕበር ኮይኑ ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ንዘለዉ ሰባት፣ ካብ ዓለመ-ትምህርቲ ምስ ዝወጹ፣ ንዓኣቶም ኣብ ምትግባር ውልቃዊ ፕሮጀክታት፣ ከም እኒ ምንዳይ ስራሕ : ምስልጣን : ገዛ ኣብ ምርካብ ኣብ ጥዕናን መጓዓዝያን ከምኡ እውን : ምውሳድ ዜግነት ንካልእን ይተሓጋገዝ።ኣብ ዞባ Montbard ከኣ ኣብ ገለናይ 5 ቦታታት ናይ Mission Locale ማከላት ድማ እዚ ዕድል እዚ ዘካፍለሉ ቦታታእ ገለ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
hugo stéphanተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
claireተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት