ምርካብ ደረጃኹም ዝመጣጠን ናይ ቋንቋ ትምህርቲ
ምስ ምስ ፕለ ኦ PLIE-O
ኣዳላዊ Centre Ressources IRIS 38 – Isère Relais IllettrismeS ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un anPLIE-O ብሃደ ናይ ቋንቋ ፕላት ፎርም ኮይኑ፣ ደረጃ ብቕዓትኩም ኣብ ቋንንቋ ንምፍላጥ ዝሕግዝ እዩ። (PLIE-O). ዕለምኡ ድማ፣ ንሰባት ናይ ዓውደ ስልጠናን ስራሕን ዘኽእሎም ናይ ቋንቋ ብቕዓቶም ዝግምህም እዩ።
- እዚ ተኻሎ እዚ ንስደተኛታት ዝዓለም ኮይኑ፣ ከሰብቱ ድማ ወረቐት ዘለዎም ፣ ከምኡ ውን ቁዕባ ካብ ዝሓቱ ልዕሊ 6 ዝኾኖምን ፣ናይ ቋንቋ ሓገዝ ዝደልዩ፣ ክኾኑ ይግባእ።
- ገምጋም ናይ ፈረንሳ ቋንቋ ብቕዓት፣ ኣብ መንጎ ሓደ ሰዓት፣ ብድሕሪኡ ድማን እቲ ኣማኸርቲ ናይ ፣ ደ PLIEO ናብ ስልጠና ትምርሕሉን ናይ ቋንቋ ተኽእሎ ትወስዱ
- ሓደ እቲ ጽሟቕ ናይ እቲ መሕተትኩም ፣ እቲ ጉድለትኩም ክንገረኩም፣ ዝርዝር እቲ ዝምጥነኩም ትምህርቲ ከም ትቕጽሉ ድማ ይግባር
እቲ ናይ ምምዝጋብ ተኽእሎ ፣ ኣብ መደብ ናይ RISING ኣብ ማዕጺ ናይ ከተማ Grenoble Alpes. ተጠቂዑ ኣለኩም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
19 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia m
andressa bittencourt
diplosamተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
mohamad.mijbel@gmail.comተርጓሚ/ሚት
hichamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት