ናይ ቋንቋ ስልጠና ንምርካብን ምስናይን
ምስ ኣተልየ ደ ማኽየነ Marianne

ንጥፈታትና ኣብ ምትሕግጋዝን ኣኣብ ምጽንባር ፣ ሕብረተሰብ፣ ከምኡ እውን ኣብ ዓውደ ስርሓት ኣብ ምስታፍ ዘኽእል.ናይ ቋንቋ ትምህህርቲ ንምቕሳምኩም እዩ ።
እቲ ንጥፈታት ን 18 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ኮይኑ ፣ ከከም ናይ እቲ ሰብ ክእለትን ንጥፈትን ዝውሰን እዩ ።
ዕላማ :
- ምእንቲ ናብ ደረጃታ A2/B1 መለክዒ ናይ ኮድ ኤውሮጳ ንኽትበጽሒን
- ኣብ ምውህሃድ ሕብረተሰብ ዘሎ ናይ መሰላትኩም ምጥቃምን ግቡእኩም ምትግባርን ኣብ ዓውደስራ ንኽትነጥፉ ምኽኣልን፣ ይተሓጋአዝ
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ











