Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ኮፕ ኤር ዩኒ ሲቲ Coop'R Unis-Cité

Unis-Cité
ኣዳላዊUnis-Cité

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዳርጋ 8 ወርሒ

ሲቪላዊ ኣገልግሎት ኣብ ማርሰይ Marseille ንምፍጻም

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ans

እንታዩ’ዩ ?

Coop'R ሓደ p መደብ ናይ ኣገልግሎት ሲቪክ ኮይኑ፣ብ ማሕበር Unis-Cité. ዝተዳለወ እዩ

እዚ ን 8 ኣዋትሕ ዝጸንሕ ናይ ኣገልግሎት መደብ እዚኣብ ዝተፈለለዩ ንጥፈታት ን ምውህሃድ ኣብ ፈረንሳ ዝሕግዝ እዩ። እቲ መደብ ጥዕምቲ ጀሚሩ ክሳብ ሰነ ዝቕጽል ኮይኑ፣ ከምኡ እውን ንምሉእ ዓመት ዝጸንሕ ኣገልግሎት እውን ኣሎ።.

እቲ ወለንታዊ ስርሓት :

  • ን ሓጋዚ ዘይብሎምን ዓበይቲ ሰባትን ንምሕጋዝ (2 መዓልቲ ኣብ ሰሙን)
  • ከምኡ እውን ን ሓገዝ ዝደልዩ ሰባት ምሕጋዝ (2 መዓልቲ ኣብ ሰሙን)

ኣብዚ ናይ ጥዕናዊ ቕልውላው ፣ ኣብ ምብጻሕ መግቢን ካልእ ኣድላዪ ዝኾነ ነገራት ዝግበኦም ንምብጻሕ

Unis Cité ክምኡ እውን ሓደ ስልጠና ናይ ታሪክ ኽን ሃገራውነትን ብምትሕባር ሞያውያን ዝወሃብ ሓለፋ ክሰብሉ፣ንቀጻሊ ዝጠቕም እዩ

ነዚ መደብ ንምስታፍ፣ ኣብ ክሊ ዕድመ 18 ክሳብ 25 ዓመታ ወይ 30 እንተድኣ ጎደሎ ኣካል ንዝኾነ፣ ሰብ ይምልከት።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እዚ መደብ እዚ ብጣዕሚ ብዘገርም ኣገባብ ብ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓትኩም ከዕብዮ እዩ

ነዚ ኣገልግሎት እዚ እናሃብኩም ፣ ኣብ ወርሒ 580 እናተኸፈልኩም ፣ እትህብዎ ኣገልግሎት እዩ

ነዚ ኣገልግሎት እዚ ኣብ እትገርሉ፣ ብሓፈሻ ኣብ ሓደ ጉጅለ 20 መንእሰያት ፈረንሳውያንን ወጻእተኛታትን መሳትኹም ብምዃን ዝለ ተሕልፍዎ ሓድሕድ ሌላ ትፈትጥሩ።

ነዚ ኣገልግሎት እዚ እናገበርኩም ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ስለ እትገብሩ ሓድሽ ነገራት ክትከስቡ ትኽእሉ ልዃንኩም ኣየጠራጥን

እዚ ኣገልግሎት እዚ ንመጻኢኹም ዝጸርግ መገዲ ኣብ ምጥጣሕ፣ ናይ ሞያ ክእለትኩም ኣብ ምዕባይ፣ ህይወትኩም ኣብ ምህናጽን ፣ብ ሓፈሻ ኣብ ህይወትኩም ጽቡቕ ኣሰር ዝገድፍ እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ቴለፎን : 04 91 53 34 20

ኢለይል marseille@uniscite.fr

ከምኡ እውን በዚ ዝስዕብ ናይ ኢንተርኔት ወብሳይት ፣ ናይ ምውድዳር ቀጥዒ ብምምላእ ክትሰዱልና ትኽእሉ ኢኹም

እነሆ እቲ ሳይትና: https://www.uniscite.fr/antenne/bouches-du-rhone-marseille-miramas/

ኣብ ላዕሊ ገጽ

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
nounouተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
mhd aweiss al doboushmhd aweiss al doboushተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
unis citéunis citéኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ