ምምሃር ናብ ዩኒቨርስቲ ዘእቱ ብቕዓት ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ምስ Avec Diplôme Universitaire Passerelle / Université Grenoble Alpes ኡኒቨርርስቲ ግሮኖብል( Université Grenoble Alpes)፣

ኣብ ግሮኖብል ናይ ፈረንሳ ላዕላለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ምስክር ወረቐት ዲፕሎም ዩኒቨርሲቴር ፓሰረል"CUEF ማለት "ዝበሃል፣ ናብ ዩኒቨርሲቲ ዘእቱ መንገዲ፣ ንኣብ ስደት ንዘለዉ ተመሃሮ ዝምልከትን እዩ።
ትሕዝቶ ናይ እዚ ፓሰረል ዝበሃል ስልጠና እዚ፣ ኣብ ቋንቋን ባህሊን ፈኮረንሳን ዘተኮረ፣ ጽዑቕ ስርዓተ ትምህርቲ ናይ ዩኒቨርስቲ ብምሃብ ፣ ናብ ዩኒቨርስቲ ንምንእታው ብቕዓትን ተመኩሮን ከተጥሪ ዘኽእል ናይ ቅልጡፍ ግዜ ወይ ፈጣን ናይ ላዕላለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ሜላ ወይ ስርዓት ትምህርቲ እዩ፣
እዚ ስልጠና እዚ እምበኣር ዝነበሩ እዚ ማለት እቲ ኣብ ሃገሮም ከለዉ ኽመሃርዎ ዝሓስቡ ዝነበሩ ሓሳብ ክኸውን ይኽእል፣ ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ናይ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ንኽመሃሩ ዕድል ዝኸፍት እዩ፣
ምፍላጡ ዘገድስ! እዚ ስልጠና ኣዚ ሓደ ሰሚስተር፣ ካብ መስከረም ክሳብ ታሕሳስ ወይ ካብ ጥሪ ክሳብ ግንቦት
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ















