Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
Dispositifምምሃርምስ Avec Université Grenoble Alpes - Dispositif Co-FormER (38 - Isère)

ምስልጣን፣ ብፍሉይ ስልጠና ብዝወሰዱ ተማሃሮ

ምስ ምስ Avec Université Grenoble Alpes - Dispositif Co-FormER

Université Grenoble Alpesኣዳላዊ Université Grenoble Alpes ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 4 mois

በዘን ዝስዕባ ትምህርትታት ብፍሉይ ዝሰልጠኑን ዝተማህሩን ተመሃሮ ዝምራሕን ዝወሃብን ፍሉይ ስልጠናን ናይ ተግባር ልምምድን መደብ፣

  • ቋንቋ ፈረንሳ (Français) (Département LLASIC) ዝወሃብ መደብ ትምህርቲ
  • ቋንቋ እንግሊዝ (Anglais) (Département Langues Étrangères) ዝወሃብ መደብ ትምህርቲ
  • ሕሳብ ወይ ናይ ቁጽሪ (Mathématiques) ዝወሃብ መደብ ትምህርቲ
  • ኣጠቓቕማ ኮምፒተር (IM2AG) ተባሂሉ ዝጽዋዕ ዴፓርትሞ (Département)
ኣዝዩ ኣገዳሲ!
ኣብ ስነ-ቑጠባ ወይ(ማነጅመንት)፣ ብተመሳሳሊ ዓውደ ትምህርቲ ዘለዉ ተመሃሮ ናይ (tutorat) ተጠቀምቲ ኽትኮኑ ምዃንኩም ንሕብር።

እዚ ኮርስ እዚ ምስ ኤስፓስ ኮሊብሪ l'espace Colibri ብዝጽዋዕ ብምስላጥ ምሕደራዊ ወረቓቕትኹም

ንምንታይከ የዘገድስ?


ምፍላጥ እቶም ዝቐርቡ ኮርሳት ኣካል ናይ መጽናዕቲ ዳግመ ምጅማር ወይ ናይ ሞያዊ ውህደት ፕሮጀክት ክኾኑ ይኽእሉ።

ምእንቲ ኣሰልጠንቲ ተምሃሮ ንኣወዳድባን ስርዓትን እቲ ዩኒቨርሲቲ ብዝበለጸ ንምርዳእ ክሕግዙ።

ምስ ስርዓት Co-FormER ምስ ካልኦት ኣገልግሎታት ዩኒቨርሲቲ ብምዃን ኣብ ዝተፈላለየ ምምሕዳራዊ ኣገባባትርካብ ክሕግዘ ይኽእል እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ንዝያዳ ሓበሬታን፣ መቐበሊ ኣድራሻ ማለት ኢመይልና ክትጽሕፉልና ትኽእሉ ኢኹም።

ኣድራሻናe :accueil-coformer@univ-grenoble-alpes.fr

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

xavidumxavidumምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachተርጓሚ/ሚት
nounouተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
yoyobkyoyobkተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
abrhamabrhamተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
comité réfugiés ugacomité réfugiés ugaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ