ናብ ላዕለዋይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ወይ ዩኒቨርስቲ ንምእታው ዝግበር ምስናይን ሓገዝን፣
ምስ ኤስፓስ ኮሊብሪ (Espace Colibri)፣

ናብ ላዕለዋይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ወይ ዩኒቨርስቲ ንምእታው ዝግበር ምስናይን ሓገዝን፣

ምስ 
ኤስፓስ ኮሊብሪ (Espace Colibri)፣

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ14 oct. 2021

እንታይ ኢዩ?

እዚ ቢሮ ኮሊብሪ Bureau colibri ቤት ጽሕፈት፣ዝተባህለ ንተመሃሮ ተቐቢሉ ናብቲ ናይ ላዕለዋይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ዩኒቨርስቲ ንምእታው ኣብ ዝገብርዎ ናይ ምዝገባን ትምህርቶም ናይ ምቕጻልን መስርሕ ምዝገባን ካልእን ዝሕግዝ ተቐባልን ዝሕግዝን ወረቓቕቲ ዘሳልጥን ኣካል እቲ ቤት ትምህርቲ እዩ።

ንመን ኢዩ ፧

ግዜ

ካብ 6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

38 - Isère

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ግዜ

ካብ 6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

38 - Isère

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ምምዝጋብ ወይ ምጅማር ኣብ ሓደ ላዕለዋይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ዩኒቨርሲቲ፣

ብዲፕሎም ወይ ናይ ላእለዋይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ምስክር ወረቐት ክትምረቑሉ ኣብ እትኽእሉሉ ላዕለዋይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ማለት ዩኒቨርሲቲ ብኸመይ ከምእትምዝገቡን ትምህርትኹም ጀሚርኩም ከምእትከታተሉን ጽፉፍ ሓበሬታ ክትረኽቡ ትኽእሉን ኢኹም።

ምርካብ ሓገዝ ኣብቲ እትገብርዎ ምስላት ምሕደራዊ ጉዳያት፣

ኣብ ዝተፈላለዩ ኣገደስቲ ጉዳያት ዝሕግዙኹም ተሓጋገዝቲ ዝኾኑ ሰብ ሞያ ሰባት ክትረኽቡ ኢኹም። ንኣብነት ኣብቲ ክት ጽምበርዎን ክትከድዎን ዝግበ ኣኩም ናይ ትምህርትኹም መደባት ከም ኡውን ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ምምሃርን ካልእ ኣገደስቲ ጉዳያትን ወዘተ፣

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

እምበኣርከስ ርኸቡና

ብናይ መርበብ ሓበሬታ ናይ መልእኽቲ መቐበልን መል ኣኽን ኣድራሻና ማለት ኢመይልን ተወከሱና፣ :

info-migrants@univ-grenoble-alpes.fr

በዚ ዝስዕብ ቁጽሪ ስልክና ተጠቒምኩም ደዊልኩም ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም።

: 04 76 51 46 38

ቤት ጽሕፈትና ክፉት ዝኾነሉ ናይ ስራሕ ሰዓታትና እዚ ዝስዕብ እዩ።

  • ሰኑይ : ካብ ሰዓታት 13h30-15h30
  • ሰሉስ : ካብ ሰዓታት 10h30-17h
  • ረቡዕ : ካብ ሰዓታታ 9h-12h30 ከምኡ እውን 13h30-15h30
  • ሓሙስ : ካብ ሰዓታት 9h-12h30 ከምኡ እውን 15h30-17h30
  • ዓርቢ : ዕጹው እዩ
ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
5 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
14እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Université Grenoble Alpes