Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
Dispositifስራሕቴሮ ሎኮ Tero Loko (38 - Isère)

ናይ ስራሕ ን ናይ ውልቀ መደብ ህንጸት ዕድልን ንምርካብ

ምስ ቴሮ ሎኮ Tero Loko

Tero Lokoኣዳላዊ Tero Loko ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 4 ans

ማሕበር Tero Loko porte ን ስደተኛታት ስራሕን ትምህርቲን ዕድሎም ንምስፋሕ ፣ ዝዓለም መድባቱ እዩ።

ዕላማ ናይቲ ማሕበር ድማ ናይ ስራሕን ምርካብ ወይ ስራሕ ምፍጣር ዕድል ንምኽዕባት እዩ። እዚ እናገበርሩ ድማ እቶም ስደተኛታት ፣ መንገሪ ገዛ ዝረኽብሉ እውን እዩ።

እዚ ተኽእሎ እዚ ንምጥቓም።

  • ናይ ስራሕ ፈቓድ ዘለዎ ወረቐት ምህላው
  • ኣብ région Auvergne Rhône Alpes ምንባር
  • ናይ Contrat d'Intégration Républicaine ዝፈረምኩም ምዃን
  • ናይ FLEቋንቋ ፈረንሳ እ ቲ እኳ ብ l'OFII (ኛተደኣ 400h ክሳብ 600h) ወይ (እብተደኣ ካብ 100h ክሳብ 200h ሰዓታት ናይ ቋንቋ መደብ ወዲእኩም.

ኣብ መደብ ን ኣብ RISING ናይ Grenoble Alpes Métropole. ተመዝጊብኩም

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣዞም ሞያታት ፍለትዎ። ምስራሕ ባኒ፣ ምክንኻን ኣሕምልቲ፣ ምኹስኳንስ ፣ ከምኡ እውን ንግዲ ፣

ብሳላ ኣዚ ንትፈታት እዚ፣ገዛ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም.

ነዚ ንጥፈታት እዚ ሰብ ደሞዝ ኩንሉ.

ንሓባራዊ ህይወት መገዲ ምርሓው

ከመይ ንገብሮ?

ናብ

tero.loko.asso@gmail.com

ብ 07 66 39 10 03

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

xavidumxavidumምምሕዳር
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
houssam kokachhoussam kokachተርጓሚ/ሚት
mariammariamተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
mhd aweiss al doboushmhd aweiss al doboushተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
tero lokotero lokoኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ