ምህናጽ ሓዳሽ ህይወት ውልቃዊ መደባትን
ምስ ምስ Avec OPERATION'ELLES
ኣዳላዊ FR-CIDFF PACA ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un anውልቃዊ ሓገዝ (2ግዜ ቃል መሕትት )ከምኡ`ውን ብሓባር ( ንጥፈታት 3 መዓልቲ ) ብፍሉይ መደብ ንደቂ ኣንስቲዮ ሓደሽቲ ኣብ ረፑብሊክ ፈረንሳ ተሳተፋ
ዕላማ ናይ`ዚ መደብ ንደቂ ኣንስትዮ ሓደሽቲ ፣ ሓደ መደብ ናይ ሓባር ንምህናጽ ምስ ድሕረ ባይታ ዝተኣሳሰር ካብ ተምክሮ ወጻኢ ዘጥረየኦ ሞያ ምምዕባል እዩ ኣብ ዝብለጹ ፍልጠትብምጽቃም ፣ ኣብ ማሕበራዊ ናብራ ፣ ኣብ ምስላጥ ሕጋዊ ከም ኡውን ኣብ ቁጠባ ምድንፋዕ እዩ።
ዓላማታት
- ምእንቲ ምቹእ ማሕበራውን ሞያውን ፕሮጀክት ምህናጽ
 - ን ወጻእተኛታት ተመኩሮ ኣስፋሕፍሕ ክኽእሉ
 - ማሕበራዊ፡ ሕጋውን ቁጠባውን ሃዋህው ሕብረተሰብ ፈረንሳ ምፍላጥ።
 
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
diplosamተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
aman expertተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት