ጥበቓ ንምርካብ
ምስ ብሳላ CDAD 21
ኣዳላዊ Conseil Départemental d'Accès au Droit ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 4 ans ጠበቓ : ሓደ ህዝባዊ ኣገልግሎት ዝህብ በዓል ሞያ ኾይኑ፣ ኣብ ዓውደ
ሕጊ ዝነጥፍ እዩ፣ኣብ ጉዳይ ቤተሰብ : ውርሻ : ትካል፣ ዝኣመሰሉ ዓውድታት ንኸገልግል፣ ሚኒስትሪ ፍትሒ ወኪሉ
ዝሰርሕ በዓል ሞያ እዩ ።
ብዘይካ እዚ እውን፣ ምሻጥ ገዛ : ውዕል መርዓን :ካልእን ዝኣመሰሉ) ውዕላት ሕጋውነት
ዘልብስ ኣካል እዩ።
With the Departmental Council for Access to Law እምበኣር (CDAD),( ቤ ትጽሕፈት ዞባዊ፣ ቤትምኽሪን፣ ንተጠቓምነት ሕጊ) ኣብ ዲጆን ፣ ነጻ ናይ ጠበቓ ኣገልግሎት ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia m
noorተርጓሚ/ሚት
houssam kokachተርጓሚ/ሚት
omar kokachተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
marina bondarenkoተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት