ምርካብ ዕድል ኣብ መንጎ ደቂ ኣንስትዮ ዝግበር ምይይጥን
ምስ ምስ Avec Solidarité Femmes 21
ኣዳላዊ Solidarité Femmes 21 ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un anእዚ መደብ እምበኣር፣ ብምውህሃድ ክልተ ናይ ማሕበራዊ ሂወት ተሓጋገዝቲ ሰራሕተኛታት ማለት ኣንተርቨናን ሶሲያል፣ ( እታ ሓንቲ ናይ ስነ-ኣእምሮኣዊ ሓገዝ እትህብ ክትከውን እንከላ እታ ካልኣይቲ ድማ ናይ ማሕበራዊ ናብራ ሓገዝ ዝህባ ተሓጋገዝቲ ዝቖመ ኣገልግሎት እዩ)።
ኮይኑ ዕላም ኡ ድማ እተን ውጹዓት ደቀንስትዮ ነቲ ዘጋጠመን ሽግር ብዘይ ስክፍታ ማለት ምስጢረን ናብ ካልእ ሰብ ከምዘይሰግርን ኣብ ዕቁብን ውሑስን ቦታ መጽየን ይዛረባ ከምዘለዋ ኣሚነን ናብዘን ተሓጋገዝቲ ቀሪበን ወይ መጽየን ሽግረን ዝነግራሉን ሓገዝን ፍታሕን ክረኽባሉ ዝኽእላ ቦታ ምዃኑ ክርደ ኣ ዝዓለመ እዩ።
እዚ ክልተ ዓይነት ኣገልግሎት እዚ ኹለን ደቀንስትዮ ኣብ ሓዳር ይኹን ወይ ምስ ናይ ናብራ መጻምድተን ንዘጋጥመን ጎነጽ፥ ዓመጽ፥ ጸርፍን፣ ጾታዊ ምግሃስን፣ እዚ ዘስዓቦ ውጽ ኢት ድማ ስነ ኣእምሮኣዊን፣ ኤኮኖምያዊን ዓመጻትን መጉዳእትን፣ ካብኡ ሓሊፉ ድማ ኣካላዊ ማህረምቲ ንዘጋጠመን ደቀንስትዮ ብዛዕባ ጉዳየን ክዛረባን ኣፍደገ ዝኸፍት መድረኽ ኣገልግሎትን እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
43 A rue de Mulhouse, 21000 DIJON
03 80 67 17 89
solidaritefemmes21@outlook.fr
ጥዕና
ስድራ-ቤት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ናይ ስነ ኣእምራዊ ሓገዝ፣
ምንጣፍ ኣብ ናይ ቆልዑ መደባት
ምኽሪን ን ወለዲ
ጥዕና ህጻናትን ደቂ ኣንስትዮን
ምልላይ ምስ ሓደሽታት ሰባት፣
16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
marina bondarenkoተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
omar kokachተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
rheeaተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
utilisateur_2134382ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
abrhamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olenastefurakተርጓሚ/ሚት
solidarité femmes 21ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት