ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ፍልተናን ኣብ ተምፕሊን ኣልፕስ Tremplin ALPES
ኣዳላዊ ALPES Formation Conseil ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansዕልምኡ ድማ፣ ኣብ ናይ ኦፊ ናይ ግድን ስልጠና ናይ ቋንቋ ኣብ እትወስድሉ እዋን l'OFII መሰረታዊ ናይ ቋንቋ ክእለይ ንኽጸንሓኩም ምእንቲ እዩ።
እዚ ን 60 ሰዓታት ኣብ 8 ምራፋት በብ 7 .ሰዓታት እናየኸፋፈለ ዝኸይድ ናይ ሓባብራዊ ፣ ወይ ብሓንሳብ ዝወሃብ ናይ ክልተ ሰዓታታ ስልተና መዓልታዊ ተሳትፎ ዝሓትት እዩ።
እዚ ስልተና እዚ ን ስደተኛታት፣ ከሰብቲ ንኡስ ሓለዋ፣ ን ሃገር ኣልቦን ካልኦት ዓይነታት ስደተኛታት ዝዓለመ ስልጠና እዩ።
- እቲ ንምውሳድ ድሉዋት ክትኮኑ ይግባእ (ኣብ 1 ወይ 2 ኣዋርሕ ).
- ኣብ à Pôle Emploi ተመዝገቡን . ይምልከት
ምዝገባ ናይዚ ስልጠና እዚ ምብ መደብ ን ኣይ e RISING ን ን ባይ Grenoble Alpes Métropole. ዝተመደበ እዩ
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
olga b.ተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
omar kokachተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት