Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
Dispositifስራሕምምስራት ትካል ወይ ማሕበር፣ኣን ሲንጋ ፓሪስ SINGA Paris ኣብ ናይ 6 ክፍልታት

ናይ ውልቂ ትካላት ወናኒ ንምዃን ዘሎ ተኽእሎ ምፍላጥ

ምስ ኣን ሲንጋ ፓሪስ SINGA Paris

Singa Parisኣዳላዊ Singa Paris , The Human Safety Net, Cités Labኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки тому

ኣብ ፓሪስ እዝነብሩን ናይ ውልቂ መደብ ዘለኩም ሰባት እንተኪኦንኩም ፣ እሞ ኣብ ምትግባሩ ሓገዝ የድልየኩም ድዩ?

እቲ መደብ ብ pré-incubation ዝፍለጥ መደብ፣ እቲ እኳን ብ SINGA Paris ተበግሶ ዝሰላሰል ፣ ን ኣፍልጦ ብዛዕባ ሓሳብ ናይ ትካላትን ማሕበራት ኣፍልጦ ይህብ።

ን4 ኣዋርሕ ዝኣክል ብምስናይ፣ ሕልምኹም ንምትግባር ፣ ውልቃዊ ቆጸራ እናወሰደ ኣብ ምስረታን ህንጸት ፕሮጀክትኹም ሞያዊ ሓግዘ ይገብር፣

ንምንታይከ የዘገድስ?

እቲ ምልመላ : ወይ Pre-icubation ዘተኩረሎም ነገራት

- ኣብ ዓውዲ ምውናን ትካል ሓፈሻዊ ኣፍልጦ ምህላው

- ን ድሌት ዓማዊል ምፍላጥ

-ብዛዕባ ቀረብን ትኽክለኛ ዝኾነ ኣፍልጦ ምህላው

- ዝተፈላለየ ናይ ሞያ ማዕርጋትን ኣሰራርሖኦም ኣብ ዙርያ ትካልኩም ምፍላጥ

-ህላወ ትካልኩም ኣብ ዕዳጋ ምውሳን ወዘተ

ባዚ ኣሳላይነት እዚ ፣ ዝከኣሉ ነገራት:

- ቢዝነስ ፕላን ፣ወይ ውጥን ምውጻእ

-ዕላማን ድሌታትን ናይ ቀንዲ መደብ ምትኳር

- ን ቁጠባዊ መደብ ምስራዕ ብ ካርታ መልክዕ ምድላው

- ናይ ኢኮኖሚ ሞዴል ምስራዕን ዓቕሚ ገንዘብ ምስላዕን

በዚ መደብ እዚ ፣ ዝከኣሉ ነገራት

- ናይ ሓባር ዎርክሾፕ ምስታፍን ፣ (እዚ ን ወረቐት ዘለዎም ሰባት ዝምክለት ጥራይ እዩ )

- ሓደ ክትትል ናይ ሞያ ን ምዕባለ ናይ ውልቂ መደባት ምስላጥ

- ምስ ካልኦት ትካላት ዝምድና ምፍጣር ምድልዳልን

-- ኣብ ዙርያ ማሕበረሰብ እቲ ሞያ ፣ ኣበርክቶኹም ምህላው

ከመይ ንገብሮ?

Emmanuelle, ዝተባህላ ሰብ ን ኢመይሉ emmanuelleb@singa.fr

እዚ ዝስዕብ ነገራት ምስ እተማልኡ :

- ወረቐት እንተላኩምን ሓደስቲ መጻእቲ ኣብ ፈረንሳ ምስ እትኾኑን

- ናይ ፈረንሳ ምርዳእ ብቕዓትኩም እንተወሓደA1: A2 ምስ ዝኸውን

- ውልቃዊ መደብ ምስ ዝህልወኩም

- ኣንተደኣ መደብኩም ንምዕባይ ግዜ ሃልይኩም

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

xavidumxavidumምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachተርጓሚ/ሚት
basheer al ghothanibasheer al ghothaniተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
baptisterbaptisterተርጓሚ/ሚት
fatma bouhejbafatma bouhejbaተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
hanna hasylovahanna hasylovaተርጓሚ/ሚት
singa idfsinga idfኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ