ምስታፍ ኣብ ሞያ ስራሕ ምሻጥ ኣሕምልቲ
ምስ ምስ Avec Pré Vert
ኣዳላዊ Jardin d'insertion PRE VERT ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un anእዚ መደብ ናይ ፕኸ ቨኽ Pré Vert ሓደ ናይ ስራሕ ስራሕ ኣቆጻጻታ ምድብ ኮይኑ ንስራሕ ምርካብ ዝተጸገሙ ሰባት ኣብ ምሕጋዝ ድማ ስራሕ ኣብ ባህርያዊ ውጽኢት ሕርሻ ንኽሰርሑ ዝጣጥሐ
ፕረ ቨር Pré Vert ነፍሲወከፍ ዓመት ን ሓያሎ ኣሰብኡትን ኣንስቲን ኣብ ናይ ዲጆን ስራሕ ይፈጥር።
ምፍላጡ ዘገድስ! እንተደኣ እቶም ሰራሕተኛታትን ኣስራሕቲን ተሰማሚዖም s Contrat ዘአለዎ ቀዋሚ ስራሕ (CDDI) እውን ከቑጽር ዝኽእል ዕድል ኣለዎ።
እቲ CDDI እንቲ ናይ ግዝያዊ ስራሕ ን 4 ኣዋርሕ ጀሚሪ ክሳብ2 ዓመታ ት ( እንተበዝሐ ዝጸንሕ ) ውዕል እዩ ንሰዓታታ ስራሕ ዝምልከት ድማ ካብ 26h ክሳብ 35h ብ ሰሙን እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
andressa bittencourt
diplosamተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
hugo stéphanተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
cri pré vertኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት