ምጽናዕ ቋንቋ ፈረንሳ ንምስራሕ ኣብ ፓሪስ
ምስ ምስ Goutte d'Or

እዚን መንእሰያት ኣብ ከሊ ዕድመ ዘለዉ ስደተኛታት ካብ 16 ክሳብ 25 ኣብ ፓሪስ ዝነበሩ ወይ ኣድራሻ ኣብኡ ዘለዎም ንምዃን ዝዓለመ መደብ ምእንቲ እዚ ዝስዕብ ተግባራት ይሕግዝ
- ኣብ ምዝርራብን ጽሑፋውን ቋንቋ ፈረንሳ ንከመሓይሹ መሓይሹ
- ኣብ መደብ እዚ ብምስታፍ ናይ ምጽሓፍን ናይ ዝርርብ፣ ከምኡ እውን፣ ዲፕሎም (DELF)ናይ ደረጃ A1 ወይ A2). ዲፕሎም፣ ምርካብ።
- ርእስኹም ብምኽኣል ነጻ ምዃን
- ምስ ሕብረተሰብ ፈረንሳ ኣነባብራ፣ ብዝያዳ ንኽትፈልጡን።
- ከምኡውን ናይ ውልቂ ማለት ናይ ስራሕን ትምህርቲ መደባትኩም ንዝጠቕም ኣፍልጦ ንክትቀስሙ ዝዓለም እዩ።
ኣዝዩ ሓበሬታ
ዝስዕብ እዋን ናይ ትምህርቲ መደባትና site.ኣኣብ ወብሳይትና ተወከሱ
ሰኑይ 9h30 - 12h30
ሰሉስ 9h30 - 12h30 ከምኡውን 13h30 - 16h30
ረቡዕ 9h30 - 12h30
ሓሙስ 9h30 - 12h30 et 13h30 - 16h30
ዓርቢ 9h30 - 12h30 ኮይኑ ብተወሳኺ ካብዚ ሰዓታት እዚ ወጻኢ፣ ሓገዝ ንዘድልዮም ሰባት ዝተሓዝአ እዩ
ዝስዕብ እዋን ናይ ትምህርቲ መደባትና site.ኣኣብ ወብሳይትና ተወከሱ
ሰኑይ 9h30 - 12h30
ሰሉስ 9h30 - 12h30 ከምኡውን 13h30 - 16h30
ረቡዕ 9h30 - 12h30
ሓሙስ 9h30 - 12h30 et 13h30 - 16h30
ዓርቢ 9h30 - 12h30 ኮይኑ ብተወሳኺ ካብዚ ሰዓታት እዚ ወጻኢ፣ ሓገዝ ንዘድልዮም ሰባት ዝተሓዝአ እዩ
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ














