ን ናይ ስራሕ ቃለመሕተት ምድላው ምግባር
ምስ ኩፕ ደ ፖሽ Coup de pouce
ኣዳላዊ La Cravate Solidaire Bordeaux ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 24 joursእዞም መደባትና፣ ናይ l'association La Cravate Solidaire ንኹሎም ደለይቲ ስራሕ ነጻ እዮም ፣ ናይ ውልቂ ኣሰናይነት 2 ሰዓትን 30 ኣብ ናይ ቤት ጽሕፈት ናይ ህንጻና። ኮይኑ ነዚ ንምግባር ኣርባዕተ ደረጃታት ምሕላፍ ይግባእ
- ንቕበለኩም : ንሕግዘኩምን ናይ ውልቂ ጉዳይኩም ክዉን ንምግባር
- ብ ተግባር ፣ ናብ ናይ ስራሕ ቃለ መጠይቕ ኣብ እትኸድሉ፣ ብግቡእ ነለባብሰኩምን
- እቲ ናይ RH :ወይ ሓላፍነት ዘለዎ ኣቀራርባ ን ምህላው (ሓያልን ድኹምን ጎድንኹም፣ ከም እትእርሙ ንገብር),
- ን ናይ CV ን ካልእን ዝኸውን ሞያዊ ስእሊ ምስኣል ዘጠቓለለል ኣገልግሎት ምሃብን
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ !
እቶም ናይ ሓገዝ ኢድ ዓውደ መጽናዕትታት ነጻን ንዝኾነ ብንጥፈት ስራሕ፡ ስልጠና፡ መደባት ስራሕ-መጽናዕቲ፡ ልምምድ ወዘተ ዝደሊ ሰብ ክፉት እዩ።
ዝተነጸረ ናይ ሞያ ውጥን ክህልወካ ኣለዎ፡ ብዝበለጸ ድማ መደብ ዝተገብረሉ ቃለ መሕትት ክህልወካ ኣለዎ።
እቶም ናይ ሓገዝ ኢድ ዓውደ መጽናዕትታት ነጻን ንዝኾነ ብንጥፈት ስራሕ፡ ስልጠና፡ መደባት ስራሕ-መጽናዕቲ፡ ልምምድ ወዘተ ዝደሊ ሰብ ክፉት እዩ።
ዝተነጸረ ናይ ሞያ ውጥን ክህልወካ ኣለዎ፡ ብዝበለጸ ድማ መደብ ዝተገብረሉ ቃለ መሕትት ክህልወካ ኣለዎ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
olga b.ተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
vikpetrukተርጓሚ/ሚት
la cravate solidaire bordeauxኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት