ተሳትፎ ወለንታዊ ተግባር
ምስ ጁ ቩ ኤደ. ጉቭ. ኤፍ-ኣር JeVeuxAider.gouv.fr

ጁ ቩ ኤደ.ጉቭ.ኤፍ-ኣር ሓንቲ ፕላት ፎሩም ናይ ወለናታዊ\ት ንህዝቢ ተግልግል፣ ነዚ መደብ ብመንግዲ ናይ ሰርቪስ ሲቪክ ተቅርብ፤፣
እዛ ፕላት ፎሩም ንውላቃዋን ሰባት ናይ ሓፋሽ ጥቅሚ ወይ ረብሓ ምብርካት ምስ ንዝደልዩ፣ ኣግልግሎት ናይ መረኻቢ ልምልድ፣ ማሕበራት ግብረ ሰናይ፣ ተሓጋግዝቲ ንወለንታውያን ሓደ ዕድል ትክፈት።
ጁ ቩ ኤደ.ጉቭ.ኤፍ-ኣር ፣ ንኵሉ ሰብ ካብ 16 ዓመት ዝኾኑ ፣እዚ ዕድል ክፉት ኢዩ፣ ግን ተቐምጥቲ ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ክኾኑ ፣ ወለንታዊ ት ስራሕ ኣብ ምንጣፍ ድልየት ዘለዎም፣ ኣብ ዝኾነ ኣጋጣሚታት ኣብ ክሉ መሬት ሃገረ ፈረንሳይ፣ መሰረታዊ ክብሪ ናይ ህዝቢ ፣ ጁ ቩ ኤደ.ጉቭ.ኤፍ-ኣር ፣ ሓድንታዊ ዝኾነ ሕብረተ ሰብ ንምህናጽ ወፍሪ ናይ ምድላው የቅርብ፤፣
ኣገድስቲ ሓበሬታ ፣ ኣብ ግዜ ናይ ኮቪድ-19 ንውሕሰነትን ንድሕነትን ወልንታዋያን ካብ 70 ዓመት ዕድመ ንታሕቲ ክኾኑ ኣለዎም ፣ ካብ 70 ዓመት ንላዕሊ እንተ ኮይኖም፣ በዚ ሕማም በቀሊል ቅጥቅዑ ስለ ዝኽእሉ ናይ ርሑቕ ወልንታዊ ስራሕ ከብርክቱ ይኽእሉ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ















