Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
Dispositifባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታትPromofemmes ፕሮምፕፋም (33 - Gironde)

ማሕበራዊ ባህላዊን ንጥፈታት ንምስታፍ

ምስ Promofemmes ፕሮምፕፋም

Promofemmesኣዳላዊ Promofemmes ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

ብሳላ እዚ መድደብ እዚ፣ ነይ ወጻኢ መበቆል ዘለወን ደቀንስትዮ ፣ እብ መዳያት ጥዕና ፣ ማሕበራዊ ህይወትን ሕክምናን ከም ዝስነያ ምግባረን።

Promofemmes እዚ ፕሮሞፋም ዝበሃል ትካል እዚ ፣ ን ነበርቲ ቦኽዶ ዘራኽብ ኮይኑ፣ ን መደባተን ዘዕብያሉ ፕሪጀክታት እውን ዝከፈላሉ እዩ።

ንጡፋት መደባት ናይ ማሕበራዊ ምድግጋፋትን፣ ኮርሳትን ከማኡ ኣውን ጉጅለ. ናይ ቃላትን ፣ ሕሳብን ናይ ዝተፈላለዩ ወለዶታት ምርኽኻባት የጠቓልል፣ ስለዚ ኩለን ደቀንስቶ ንኽመጻ ብሃንጎፋይ ንቕበለን።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • መሰላተን ከም ዝፈልጣ ምግባር
  • ኣብ ዘድምዓሉ ዓውዲ ንኽካፈላ ምትብባዕ

  • ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልጠናታት ምሃባብ ናይ
  • ኣብ ናይ ስፖርታዊ ምንቅስቓሳትን ናይ ጥዕናን ቃላትን ምኽሻንን ካልእን ምስታፍ
  • ብ ጉጅለ ምምይያጥ
  • ብሓባር ምውጻእን ኣብ ባህላዊ መደባት ምስታፍን

ከመይ ንገብሮ?

ኣድራሻና ዝስዕብ እዩ፣ ብ ቆጸራ ርኸባና

18,Rue du Cloître, 33000 Bordeaux

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

claudia mclaudia mምምሕዳር
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
maximseguin1996maximseguin1996ተርጓሚ/ሚት
houssam kokachhoussam kokachተርጓሚ/ሚት
fairouzfairouzተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
claireclaireተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
vikpetrukvikpetrukተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
promofemmespromofemmesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ