ባዓላዊ ኢንተግረሽን (ውህደት ምስ ሕብረተሰብ) ምጥጣሕ፣
ምስ ጉዕዞ ውህደት ምስ ሕብረተሰብ ፈረንሳ "ሬፑብሊካን" ፣
ኣዳላዊ Direction générale des étrangers en France , Le Parcours d'intégration républicaine, Office français de l'immigration et de l'intégrationኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 4 ansኣብ ፈረንሳ ንፈላማ እዋንኩ ምዲኹም ትመጹ ዘለኹም፣ ኣብታ ሃገር ከ ንነዊሕ ክትጸንሑ ድዩ መደብኩም ? ምስታ ሃገር ምንውህሃ ድ ዝወተንኩሞ መደባት
ኣለኩም ዶ?
ነዞም ዝስዕቡዕላማታት ብምሕሳብ
*ምስ መሰረታውያን ክብርታት እታ ሃገር ምልላይ
* ቋንቋ ፈረንሳ ምምላኽ
*ኣብ ስራሕ ንምስታፍ
* ርእስኻ ምኽኣል
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
diplosamተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
abrhamተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት